ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣመራርሓታት ፖሊስ ተላዚቦም Desta Jun 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምድሃብ ምስ ኣመራርሓታት ፖሊስ ተላዚቦም። እቲ ዘተ፥ ኣብ ሪፎርም ፖሊስ፣ ኮንትሮባንድን ዘይሕጋዊ ተግባራትን ዝጠመተ ከምዝኾነ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቴዎስ ምስ ሓላፊት ስራሕ ምትሕብባር ልምዓት ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም Desta Jun 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፈትሒ ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቴዎስ ምስ ሓላፊት ስራሕ ምትሕብባር ልምዓት ሕብረት ኣውሮፓ ፌራን ሚሪያም ኣብ ብራስለስ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ምኽኒያት ኣብ ፀገም ንዝርከቡ ዜጋታት ሰብኣዊ ሓገዝ ንምብፃሕ ኣብ ዘኽእል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ 2021 ኣብ ኣፍሪካ ካብ መንጎ ዝነበሩ ሓሙሽተ ተመረፅቲ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ሓንቲ ከምዝኾነት ተገሊፁ Desta Jun 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 2021 ኣብ ኣፍሪካ ካብ መንጎ ዝነበሩ ሓሙሽተ ተመረፅቲ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ሓንቲ ከምዝኾነት ኮንፈረንስ ልምዓትን ንግዲን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ገሊፁ። እቲ ትካል ሐዚ ዘሎ ዓለም ለኻዊ ፀብፃብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምርኢት ስእሊን መድረኽ ዘተን “ብዛዕባ ኢትዮጵያ” ኣብ ሃዋሳ ተኸፊቱ Desta Jun 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምርኢት ስእሊን መድረኽ ዘተን "ብዛዕባ ኢትዮጵያ" ኣብ ሃዋሳ ተኸፊቱ። እቲ መድረኽ ትካል ፕረስ ኢትዮጵያ ዘዳለዎ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞን ዋና ኣፈፃሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ ምስ ኣምባሳደር ቲቦር ናዥ ተዛቲዮም Desta Jun 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ዶክተር ስለሺ በቀለ ምስ ነበር ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጉዳያት ኣሜሪካ ኣብ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ቲቦር ናዥ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ 15 ተምሃሮ ዩንቨርስቲ ቴክኖሎጂን ኣንግሎ ስቴትን እውን ተረኺቦም። እቲ ዘተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናፃ ቀጣና ንግዲ ኣብ ዝተተለመሉ እዋን ዕላዊ ንክኸውን ዘኽእል ምቹው መሰረተ ልምዓት ከምዘለዉ ተገሊፁ Desta Jun 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናፃ ቀጣና ንግዲ ኣብ ዝተተለመሉ እዋን ዕላዊ ንክኸውን ዘኽእል ምቹው መሰረተ ልምዓት ከምዘለዉ ተገሊፁ። ፓርክ ኢንዱስትሪ ድሬዳዋን ደረቕ ወደብ ድሬዳዋን ብምውዳድ ዝጣየሽ ናፃ ቀጣና ንግዲ ጠሚቱ ኣብ ክሊ ማዕቐፋት ሕጊን መሰረተ ልምዓትን ዘተ ተኻይዱ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓዱሽ ወግዒ “ካብ መንጎ ፅንፈኛ ወርቃዊ ማእኸላይ ምንዳይ” ብዝብል ርእሲ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jun 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤት ፅሕፈት ፕሬስሴክሬታሪያት ቀዳማይ ሚኒስቴር ዝዳሎ ሓዱሽ ወግዒ “ካብ መንጎ ፅንፈኛ ወርቃዊ ማእኸላይ ምንዳይ” ብዝብል ርእሲ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ ፍታሕን ዓውዲን ፅንፈኝነት ዘድሃበ ቀዳማይ ክፍለ ጊዘ ፕሮፌሰር ሃብታሙ ወንድሙ ብዘቕርብዎን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 96 ኪሎግራም ዝምዘን ንግዚኡ እንታይነቱ ዘይተፈለጠ ናውቲን ሓደገኛ መዐወኒ እፅን ብመዕርፎ ነፍረቲ ቦሌ ኣቢሉ ናብ ወፃኢ ንክወፅእ ተታሒዙ Desta Jun 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)96 ኪሎግራም ዝምዘን ንግዚኡ እንታይነቱ ዘይተፈለጠ ናውቲን ሓደገኛ መዐወኒ እፅን ብመዕርፎ ነፍረቲ ቦሌ ኣቢሉ ናብ ወፃኢ ንክወፅእ ተታሒዙ። ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ጁሃንስበርግ ኣብ ዝበርር ኣውሮፕላን 44 ኪሎ ግራም ዝምዘን ኖራ ዝመስል 39 ለማፅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ሃፍቲታት ሃገር ብኮንትሮባንድ ንግዲ ዶብ ተሳጊሮም ከይወፅኡ ምክልኻል ክዝግባእ ኣገንዚቦም Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ሃፍቲታት ሃገር ብኮንትሮባንድ ንግዲ ዶብ ተሳጊሮም ከይወፅኡ ምክልኻል ክዝግባእ ኣገንዚቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላፉዎ መልእኽቲ፥ ድንበር ተሻጋሪ ንግዲ ኮንትሮባንድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘሳለጦ ቀዳማይ ዓመት 10ይ ስሩዕ ኣኼባ ብዝተፈላለዩ ጉዳያት ተዛቲዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘሳለጦ ቀዳማይ ዓመት 10ይ ስሩዕ ኣኼባ ብዝተፈላለዩ ጉዳያት ተዛቲዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ምምሕዳር ከተማ መሬት ፍትሓዊ ብዝኾነ ኣግባብ ንልምዓት ንምውዓል 89 ዝኾኑ ቦታታት ንመንበሪ፣ ንንግዲን ንሕውስዋስ…