ተርኪ ካብ 2023 ጀሚራ ብሸነኽ ፀሊም ባሕሪ ኣቢላ በቢዕለቱ 10 ሚሊየን ሜትሪክ ኪዩቢክ ጋዝ ተፈጥሮ ክተእትይ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተርኪ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2023 ጀሚራ ብሸነኽ ፀሊም ባሕሪ ኣቢላ በቢዕለቱ 10 ሚሊየን ሜትሪክ ኪዩቢክ ጋዝ ተፈጥሮ ከምእተእትይ ተገሊፁ።
ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሬሲፕ ጣይፕ ኤርዶኻን ከምዝበልዎ፥ እቲ መጠን ጋዝ ኣብ 2026 ከብ ከምዝብል…