Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

June 2022

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣኼቡኡ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ብቃል ዝህቡዎ መልሲ ዘዳምፅ 6ይ ቤት ምኽሪ 1ይ ዘበን ስራሕ መበል 13 ስሩዕ ኣኼቡኡ የካይድ ኣሎ። እቶም ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣመልኪቶም ነቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ብዝተፈላለዩ…

ዳያስፖራ ዝጀመሮም ስራሕቲ ምትእኽኻብ ሃፍቲን ፐብሊክ ዲፕሎማሲን ኣጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ-ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብዘጋጠመ ጎንፂ ንዝበፅሐ ጉድኣት ዝኸውን ዳያስፖራ ዝጀመሮም ስራሕቲ ምትእኽኻብ ሃፍቲን ፐብሊክ ዲፕሎማሲን ኣጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ ክብለየ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ በቀለ ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ኣምባሳደር ኣብ…

ስርዓት ድጎማ ነዳዲ ኣብ ዝተተለመሉ እዋን ተግባራዊ ክግበር ኢዩ- ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ድጎማ ነዳዲ ኣብ ዝተተለመሉ እዋን ተግባራዊ ክግበር ኢዩ ክብላ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ ኣፍሊጠን። እተን ሚኒስትር፥ ነዳዲ ኣብ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን  ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ቁልፊ ግደ ኣለዎ ኢለን። ምስ…

መንግስቲ ፈረንሳይ ብሰንኪ ኲናት ኣብ ክልል ኣምሓራ ዕንወት ንዘጋጠሞም ትካላት ጥዕና ዝኸውን ደገፍ 1 ነጥብ 5 ሚሊየን ዩሮ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፈረንሳይ ብሰንኪ ኲናት ኣብ ክልል ኣምሓራ ዕንወት ንዘጋጠሞም ትካላት ጥዕና ዝኸውን ደገፍ 1 ነጥብ 5 ሚሊየን ዩሮ ገይሩ። እቲ ፕሮጀክት ንምትግባር ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስቴር ጥዕናን ኤምባሲ ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያን ተፈሪሙ።…

ኢትዮጵያን ጣሊያንን ስምምዕነት ልቓሕ 22 ሚሊየን ዩሮ ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጣሊያንን ስምምዕነት ልቓሕ 22 ሚሊየን ዩሮ ከቲመን። እቲ ልቓሕ ኣብ ባዕኸር፣ ቡልቡላ፣ ቡሬ፣ይርጋለም ንዘለዉ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዝተዋደደ መቀነባበሪ ግብርና ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ…

ኢጋድን ጣሊያንን ኣብ ዞባዊ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ጣሊያንን ኣብ ዞባዊ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም። ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ምስ ሚነሲቴር ጉዳያት ወፃኢ ሉዊጂ ዲ ማዮ ተዛቲዮም። ዶክተር ወርቅነህ ኣብዚ እዋን፥…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጣሊያን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጣሊያን ሊዊጂ ዲ ማዮ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ኣድሂም ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ ኣብቲ እዋን፥ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጣሊያን ኣብ ክልተኣዊ፣ ዞባዊን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ፅባሕ ካብ ፓርላማ ንዝለዓሉሎም ሕቶታት መልሲ ክህቡ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ፅባሕ ኣብ ዘካይዶ 6ይ ቤት ምኽሪ 1ይ ዘበን ስራሕ መበል 13 ስሪዕ ኣኼቡኡ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ብቃል ዝህቡዎ መልሲ ከድምፅ ኢዩ። ፅባሕ 7 ሰነ 2014 ዓ.ም ኣብ ዘካይዶ ስሩዕ ጉባኤ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር…

ብክልላት ኣብ ዝተሰናደኡ ረቀቕቲ ሕጊታት ኣድሂቡ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብክልላት ኣብ ዝተሰናደኡ ረቀቕቲ ሕጊታት እታወት ንምትእኽኻብ ዝዓለመ ዘተ ይካየድ ኣሎ። እቲ ብሚኒስቴር ፍትሒን ቢሮ ፍትሒታት ክልላትን ዘተሰናድአ መድረኽ፥ ኣርባዕተ ረቀቕቲ ሕጊታ ኣድሂቡ ልዝብ እናተኻየደ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ እቶም ረቀቕቲ ሕጊታት…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስርር ጉዳያት ወፃኢ ጣሊያን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስርር ጉዳያት ወፃኢ ጣሊያን ሉዊጂ ዲ ማዮ ኣብ ሃገራዊን ዞባዊን ጉዳያት ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ታሪኻዊ ክልተኣዊ ርክብ እተን ሃገራት ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳያት ኣድሂቦም ተመያይጦም፡፡ ብፍላይ ኣብ…