ኢትዮጵያን ኢኳቶሪያል ጊኒን ኣብ ዘፈር መዓድንን ነዳዲን ብሓር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእላሉ ኩነታት ኣድሂበን ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኢኳቶሪያል ጊኒን ኣብ ዘፈር መዓድንን ነዳዲን ብሓር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእላሉ ኩነታት ኣድሂበን ተዛቲየን።
ሚኒስትር መዓድንን ነዳዲን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ምስ ኢኳቶሪያል ጊኒ መዘነኦም ገብርኤል ምባጋ ኣባ ኣዲስ ኣበባ ተዛቲዮም።
ኣብ…