Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

June 2022

ኮሚሽን ጉምሩኽ ልዕሊ 14 ሚሊየን ብር ዝግመትን ንዓቕመ ደካማታት ዝውዕልን ሓገዝ ናውቲ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩኽ ልዕሊ 14 ሚሊየን ብር ዝግመትን ንዓቕመ ደካማታት ዝውዕልን ሓገዝ ናውቲ ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገይሩ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣይተ ደበሌ ቃለታ 3 ሺሕን 500 ኩንታል ሲሚንቶን 26 ሺሕን 890 ቆርቆሮታትን ኣብ ክፍለ ከተማ…

ኣትሌት ማሞ መንግስቱን አትሌት ዝናሽ ጋረደውን ውድድር ማራቶን ሻምበል ኣበበ ቢቂላ ተዓዊቶም፡፡

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ማሞ መንግስቱን አትሌት ዝናሽ ጋረደውን ኣብ ከተማ ባህርዳር ዝተኻየደ መበል 38 ውድድር ማራቶን ሻምበል ኣበበ ቢቂላ ተዓዊቶም፡፡ ኣብቲ ውድድር ሚኒስትር ዴኤታ ባህልን ስፖርትን ኣምባሳደር መስፍን ቸርነትን ተቀዳሚ ከንቲባ ከተማ ባህርዳር…

ዘላቒ ሰላም ከተማታት ንምርግጋፅ ሓገዝ ኣቦታት ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓድን ወሳኒ እዩ ክብሉ – ዶክተር ይልቃል ከፋለ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘላቒ ሰላም ከተማታት ንምርግጋፅ ሓገዝ ኣቦታት ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓድን ወሳኒ ከምዝኾነ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ምስ ተወከልቲ ኣቦታት ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓድን  ኣብ ከተማ ጎንደር ኣብ…

ንኣህጉራዊ ሰላምን ካልኦት ሃገራት ኣፍሪካን ተሞክሮ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ብምውሳድ ክሰርሑ ከምዝግባእ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኔፓድ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣህጉራዊ ሰላም ካልኦት ሃገራት ኣፍሪካ ዝኸውን ተሞክሮ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ብምውሳድ ብሓባር ብምውዳብ ክሰርሑ ከምዝግባእ ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ሓዱሽ ምሕዝነት ንልምዓትን ሓድነትን ኣፍሪካ (ኔፓድ) ወይዘሮ ናርዶስ በቀለ ገሊፀን፡፡ እተን ዋና…

ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል፤ ኣብ ገርጂን ቀበናን ዝሃነፆም መንበሪ ኣፓርትመንታት ኣመሩቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል፤ ኣብ ገርጂን ቀበናን ዝሃነፆም መንበሪ ኣፓርትመንታት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝተረኸበሉ ስነ-ስርዓት ምረቓ ተኻይዱ። እቲ ፕሮጀክት “ኣሉሙኒየም ፎርም ወርክ ቴክኖሎጂ” ዝተበሃለ ህንፀት ዘመናዊ ቴክኖሎጂ ኣብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ሶማሊያን ጅቡቲን ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሶማሊያን ጅቡቲን ዝነበሮም ፃንሒት ዑደት ስራሕ ብምዝዛም ተመሊሶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝሓለፈ ዕለተ ሓሙስ ኣብ ዝተገበረ በዓለ ሹመት  ፕሬዚዳንት ሀሰን ሼክ ሞሃመድሶማሊያ ምቕንዖም ይዝከር። ትማሊ ድማ…

ድምፃዊት የዓለምወርቅ ጀንበሩ ኣብ መበል ዓስራይ ምዕራፍ ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ቀዳማይቲ ብምዃን ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ድምፃዊት የዓለምወርቅ ጀንበሩ ኣብ መበል ዓስራይ ምዕራፍ ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ቀዳማይቲ ብምዃን ተዓዊታ። ንፍፃመ ምዕራፍ ውድድር ዝሓለፉ ኣርባዕተ ተወዳደርቲ እንትኾኑ፥ ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ዝተገበረ ውድድር ድምፃዊት የዓለምወርቅ ጀንበሩ ቀዳመይቲ…

 ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 308 ተሽከርከርቲ መቐለ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሰሙን ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 308 ተሽከርከርቲ ናብ ትግራይ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። እተን ተሽከርከርቲ ን800 ሺሕ ሰብ ተረባሒ ዝገብር እኹል ሓገዝ መግቢ ፅዒነን ከምዝኣተዋ ተገሊፁ። እቲ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ትዊተር ሒሳብ ኣብ…

ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ን3 ሺሕን 673 ተሃነፅቲ ብይቕሬታ ፈቲሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ን3 ሺሕን 673 ተሃነፅቲ ብይቕሬታ ፈቲሑ። እቲ ክልል ነቲ ጉዳይ ጠሚቱ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ፅኑዕ ሃገረ መንግስቲን ዝተረጋገዐ ማሕበራዊ ምትእስሳርን ንምፍጣር ክብሪታት ይቕሬታ ምጉልባት ኣድላዪ ኢዩ ኢሉ። እዚ ብከይዲ…

ዕዳጋ ስሚንቶ ዘዛብዑ ዘለዉ መከፋፈልቲን ቸርቸርቲን ካብ ዕዳጋ ወፃእ ተገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕዳጋ ስሚንቶ ዘዛብዑ ዘለዉ መከፋፈልቲን ቸርቸርቲን ካብ ዕዳጋ ወፃእ ከምዝተገበሩ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ኣይተ ገብረ መስቀል ጫላ፥ ዕዳጋ ሲሚንቶ ኢኮኖሚያዊ ብዘይኮነ ሰብ ስራሕ ምኽኒያታት እናተዛብዐ ዋግኡ ካብ እዋን…