ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ካብ ወፃኢ ንዝኣትዉ ተጓዓዝቲ ዘቐመጠቶ መዐቀኒ ምርመራ ኮቪድ-19 ኣልዒላ Desta Jun 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣4 ሰኔ ፣2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣሜሪካ ካብ ወፃኢ ንዝኣትዉ ተጓዓዝቲ ኣየር ኣንቢራቶ ዝነበረት ሕጊ ምርመራ ኮቪድ-19 ኣልዒላ። እቲ ሕጊ ዝተልዓለ እታ ሃገር ንምክልኻል ኮቪድ-19 ብዝገብረቶ ፃዕሪ ቁፅሪ በቲ ቫይረስ ዝተለኽፉ ሰባት ምምሕያሽ ምርኣዩ ስዒቡ ምዃኑ ሰበስልጣን እታ ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ተቐማጥነቶም ኣብ ብራስለስ ንዝኾኑ ኣምባሳደራት ሕብረት ኣውሮፓ መብርሂ ሂቦም Desta Jun 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣2014 (ኤፍ ቢሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ተቐማጥነቶም ኣብ ብራስለስ ንዝኾኑ ኣምባሳደራት ኮሚቴ ፀፅታን ፖለቲካን ሕብረት ኣውሮፓ መብርሂ ሂቦም። እቲ መብርሂ፥ ሰብኣዊ ደገፋት፣ መንግስቲ ዘቕረቦም ኣማራፅታት ሰላም፣ ግህሰት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝቕፅሉ 10 መዓልታት ብብርኪ ሃገር ልዕሊ 25 ሚሊየን ሰባት ክታበት ኮቪድ 19 ንምኽታብ ትልሚ ተታሒዙ Desta Jun 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ዝቕፅሉ 10 መዓልታት ብብርኪ ሃገር ልዕሊ 25 ሚሊየን ሰባት ክታበት ኮቪድ 19 ንምኽታብ ትልሚ ተታሒዙ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ደረጀ ድጉማ ኣብ ዝተረኸብሉ ሳልሳይ ዙር ክትባት ኮቪድ 19 ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ተጀሚሩ። እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይ ኣግባብ ትርፊ ንምርካብ ዝሰርሑ ሰብ ሃፍቲ ስርዓት ንምትሓዝ ከምዝስራሕ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም Desta Jun 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4ሰነ ፣2014 (ኤፍ ቢሲ)መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ብዘይ ኣግባብ ትርፊ ንምርካብ ዝሰርሑ ሰብ ሃፍቲ ስርዓት ንምትሓዝ ከምዝስራሕ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ሎሚ ኣብ ዶከም ብውልቀ በዓል ሃፍቲ ዝተሃነፀ ፋብሪካ ሓፂነ መፂን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታን ቂርቆስን ዝሳለጡ ዘለዉ ናይ 60 መዓቲታት ኣፈፃፅማ ፕሮጀክትታት ዑደት ገይረን Desta Jun 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስን ልደታን እናተሳለጡ ዝርከቡ ናይ 60 መዓልቲታት ኣፈፃፅማ ፕሮጀክትታት ተዘዋዊረን ዑደት ገይረን። እተን ከንቲባ ኣብተን ክፍለ ከተማታት ብፍሉይ ኩነታት ዝሳለጥ ዘለዉ ሰብ ተኮር ፕጀክትታት በቢእዋኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ሓዱሽ ምስ ዝተሾለሙ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ሚካኤል ሃመር ተዛቲዮም Desta Jun 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክጀትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ሓዱሽ ምስ ዝተሾለሙ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ሚካኤል ሃመር ተዛቲዮም። ኣብ ቲ ዘተ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብምኽኒያት ጎንፂ ዝተጎድኡ ከባቢታት ኣቕርቦት ሰብኣዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፌስቡክ ኣብ ኢትዮጵያ ዝጋውሑ ጎንፂ ዝቕስቅሱ ናይ ፅልኢት ዘረባታት ክቆፃፀር ከምዘይከኣለ መፅናዕቲ ኣመልኪቱ Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያ ፌስቡክ ኣብ ኢትዮጵያ ዝጋውሑ ጎንፂ ዝቕስቅሱ ናይ ፅልኢት ዘረባታት ክቆፃፀር ከምዘይከኣለ ወይ እውን ከምዘይደለየ ዝተገበረ መፅናዕቲ ኣመልኪቱ። ብፌስቡክ ዝጋውሑ ጎንፂ ዝቕስቅሱ ናይ ፅልኢት መልእኽቲታት ኣብ ሚያንማር ጅምላ ጭፍጨፋ ከምዘስዐቡን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ሕሶት ገንዘብ እናሕተመ ዝነበረ ውልቀሰብን በቲ ገንዘብ እናተገልገሉ ዝነበሩ ተምሃሮን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ናይ ሕሶት ገንዘብ እናሕተመ ዝነበረ ውልቀሰብን በቲ ገንዘብ እናተገልገሉ ዝነበሩ ተምሃሮን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም ምርመራ እናተገበረሎም ከምዝኾ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ናይ ሕሶት ገንዘብ እናሓተመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሃገራዊ ዛዕባታት ብግልፂ ተዛራሪብካ ምርድዳእ ምፍጣር ጉዳይ ህልውና ኢዩ – ኣይተ ታዬ ደንዳኣ Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ሃገራዊ ዛዕባታት ብግልፂ ተዛራሪብካ ምርድዳእ ምፍጣር ጉዳይ ህልውና ከምዝኾነ ሚኒስትር ዲኤታ ሰላም ኣይተ ታዬ ደንዳኣ ገሊፆም። መካተቲ ብሄራዊ ምኅክር ንብሄራዊ ምርድዳእና፣ ንዘላቒ ሰላማትናን ሓድነትናን ብዝብል መሪሕቃል ሃገር ለኸ መድረኽ ምኽክር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓደጋ ግብረ ራዕዲ ንምክልኻል ዞባዊን ዓለም ለኻዊን ምትሕብባር ናብ ዝለዓለ ብርኪ ናይ ምዕባይ ተግባር እናተሳለጠ ይርከብ – ብሄራዊ ኣገልግሎት… Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሓደጋ ግብረ ራዕዲ ንምክልኻል ዞባዊን ዓለም ለኻዊን ምትሕብባር ናብ ዝለዓለ ብርኪ ናይ ምዕባይ ተግባር እናተሳለጠ ከምዝርከብ ዳይሬክተር ጄነራል ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። “ግብረ ራዕዲ ብምክልኻል…