Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

June 2022

1 ሺሕን 169 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 169 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ዝተመለሱ ኩሎም ዜጋታት ደቂ ተብዕትዮን ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡ ተመለስቲ ግቡእ…

ራብዓይ ዓመት ሓምለዋይ ኣሰር ምኽንያት ብምግባር ኣብ መላእ ሃገር ምድላው ኳዕቲ ጉድጓድ ተገይሩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ራብዓይ ዓመት ሓምለዋይ ኣሰር ምኽንያት ብምግባር ኣብ መላእ ሃገር ምድላው ኳዕቲ ጉድጓድ ከምዝተገበረ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ፥ ሓምለዋይ ኣሰር 2014…

ስግግር ምርምርን ቴክኖሎጂን ንምስላጥ የኽእል እዩ ዝተብሃለ መፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ፡፡

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ዩኒቨርሲቲን ኢንዱስትሪን ብምምስራት ስግግር ምርምርን ቴክኖሎጂን ንምስላጥ የኽእል እዩ ዝተብሃለ መፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ፡፡ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘፅነዖ መፅናዕቲ ምስ ኣካላት ሰብ ግደ እናመኸረ እዩ፡፡ ምክትል ፕሬዚዳንት ስግግር…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌደራል ዘህነፆም መንበሪ ኣባይቲ ገርጂ ተዓዚበን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌደራል ኣብ ውሽጢ 18 ኣዋርሕ ዘህነፆም ዘበናዊ መንበሪ ኣባይቲ ገርጂ ተዓዚበን። እተን ከንቲባ ኣብ ዑደተን ከምዝገለፀኦ፥ ኣብ ሓጺር እዋን ከምዚ ዝበለ ግዙፍ ፕሮጀክት ኣብታ ከተማ…

ኤር ኤክስፕረስ ኣፍሪካ ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርት ኣየር ኣሮፕላን ኮይኑ ተመዝጊቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤር ኤክስፕረስ ኣፍሪካ ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርት ኣየር ኣሮፕላን ዝህብ ትካል ኮይኑ ብበዓል መዚ ሲቪል ኣቪየሽን ኢትዮጵያ ተመዝጊቡ። ኤር ኤክስፕረስ ዓለም ለኸ ኣሰራርሓ ተኸቲሉ ተቀመጠን ብበዓል መዚ ሲቪል ኣቪየሽን ኢትዮጵያ ዝትገበሩ ሓሙሽተ…

እናተወሰደ ዝርከብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ውፅኢታዊ ብዝኾነ መልክዑ ይካየድ ኣሎ – መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)እናተወሰደ ዝርከብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ውፅኢታዊ ብዝኾነ መልክዑ እናተኻየደ  ምዃኑ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ዲኤታ እቲ ኣገልግሎት ሰላማዊት ካሳ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ሸኔ ብዝተወሰደ ስጉምቲ…

ውሕመ ተፈፂሞም ኣብ ዝተብሃሉ ጥሕሰታት ሰብኣዊ መሰላት ንኸካይዶ ዝሓሰቦ ተወሳኺ ምርመራ ተቐባልነት የብሉን – ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተፈፂሞም ኣብ ዝተብሃሉ ጥሕሰታት ሰብኣዊ መሰላት ንኸካይዶ ዝሓሰቦ ተወሳኺ ምርመራ ተቐባልነት ከምዘይብሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም። ኣምባሳደር ዲና ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣድሂቦም…

ሕድሕድ ርክብ ክልላት ንምጥንኻር ብትኹት ከምዝስራሕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልላት ዘሎ ሕድሕድ ርክብ ብምጥንኃር ንሰላም፣ ልምዓትን ዴሞክራሲያዊ ስርዓትን ህንፀት ሓበራዊ ፎሮም ጎረባብቲ ክልላት ኣስተዋፅኦ ,ከምዝገብር ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣፍሊጡ። ፎረም ርክብ መንግስታት ጎረባብቲ ክልላት ኦሮሚያ፣ ሲዳማ፣ ህዝቢታት ደቡብ…

ብሃፍቲ ማይ እናጋጠመ ዝርከብ ፀገም ምፍታሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሃፍቲ ማይ ኢትዮጵያ እናጋጠመው ዝርከብ ፀገም ብውዳድ ምፍታሕ የድሊ ክብሉ ሚኒሰስትር ማይን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋ ተዛሪቦም፡፡ መበል 20 ዓለም ለኸ ሲምፖዚየም ልምዓት ሃፍቲ ማይ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣርባ ምንጭ እናተኻየደ እንትኸውን፥…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ጅቡቲ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ጅቡቲ ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ሶማሊያ ዝነበሮም ፃንሒት ዛዚሞም ጅቡቲ እንትበፅሑ ፕሬዚደንት እታ ሃገር ኢስማኤል ኦማር ጌሌ ኣቀባብላ ገይሮምሎም። ኣብ ጻንሒቶም ድማ ኣብ…