ኢትዮጵያውያን ኣብ ኣህጉራዊን ዓለም ለኻዊን ትካላት ናይ ኣመራርሓ ቦታ ንክሕዙ ብዙሕ ክስራሕ ኣለዎ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣብ ኣህጉራዊን ዓለም ለኻዊን ትካላት ናይ ኣመራርሓ ቦታ ንክሕዙ ብዙሕ ክስራሕ ኣለዎ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን።
እተን ፕሬዚዳንት ሓዳሽ ምስ ዝተሾማ ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኣውዳ-ኔፓድ ትካላት ልምዓት ሕብረት ኣፍሪካ ናርዶስ…