ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ሓምለ ጀሚሩ 2 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ናብ ትግራይ ተላኢኹ – ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚንስቴር
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ሓምለ ጀሚሩ 2 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ናብ ትግራይ ከምዝተለኣኸ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚነሲትር ኣፍሊጡ።
ከም ኣገላልፃ እቲ ሚኒስቴር 87 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢን ልዕሊ 783 ሺሕ ሊትሮ ነዳዲን እውን ተላኢኹ ኢዩ።
ፕሬስ…