ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈፃፅማ ስራሕ 2014 ዓ.ም ኣብያተ ዕዮ ሚኒስቴራት ይግምገም ኣሎ Desta Jun 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃፅማ ስራሕ 2014 ዓ.ም ኣብያተ ዕዮ ሚኒስቴራት ይግምገም ኣሎ። እቲ መድረኽ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዝመርሕዎ እንትኸውን፥ ኣፈፃፅማ ስራሕ 10 ኣዋርሕ እተን ኣብያተ ብዝምልከት ኢዩ ዝግምገም ዘሎ። ነቲ ፀብፃብ ዘቕረባ ሚኒስትር ፕላንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ናይጀሪያ ኣብ ቤተክርስቲያን ብተፈጸመ መጥቃዕቲ ህይወት 50 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jun 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይጀሪያ ኣብ ዝርከብ ቤተክርስቲያን ካቶሊክ ዕጡቓት ብዝፈጸሙዎ መጥቃዕቲ ብውሑዱ ህይወት 50 ሰባት ሓሊፉ ተገሊፁ። ሰብ መዚ እታ ግዝኣት ከምዝሓሩዎ፥ ዕጡቓት ነቲ ተግባር ዝፈፀሙዎ፤ ምእመናን ቅዲስ ፍራንሲስ ኣብ ውሽጢ ዝተብሃለ ቤተክርስቲያን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንተመዛበልቲ ዋግ ኽምራ ልዕሊ 7 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ተገይሩ Desta Jun 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኦርቶዶስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ሃገረ ስብከት ዋግ ኽምራ፥ ልዕሊ 7 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ንተመዛበልቲ ዋግ ኽምራ ገይራ። ነቲ ደገፍ ዘረከቡ ሊቀ ጳጳስ እቲ ሃገረ ስብከት ኣቡነ በርናባስ ከምዝበልዎ፥ ብምኽኒያት ኣብዛ ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጥንኩር ሃገር ንምህናፅ ሃገራዊ ፀገማት ብምይይጥን ብምዝርራብን ምፍታሕ የድሊ – ዶክተር ይልቃል ከፋለ Gebremariam Weldegerima Jun 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥንኩር ሃገር ንምህናፅ ሃገራዊ ፀገማት ብምይይጥን ብምዝርራብን ምፍታሕ ከምዘድሊ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ገሊፆም። ሃገራዊ ኮሚሽን ምኽክር ኢትዮጵያኣብ ክልል ኣምሓራ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ መርሃ ግብሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህወሓት ሰብኣዊ ሓገዝ ካብ ንፁሃን ኣሕዲጉ ብምውሳድ ልምዲ ዘለዎ ውድብ ምዃኑ ነበር ዲፕሎማት ኣውሮፓ ተዛሪቦም Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ብምኽንያ ኲናት ዝተጎድኡ ዜጋታት ናብ ትግራይ ዝለኣኽ ሰብኣዊ ሓገዝ ናይ ምሕዳግ ልምዱ የቐፅል ምህላዉ ነበር ዲፕሎማት ኣውሮፓ ተዛሪቦም። ጉዳይ ኢትዮጵያ ብቐረባ ዝከታተሉን ኣምባሳደር ፊንላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሩን ሲሞ ፓርቪያነን ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መለለዪ ስቲከር ተረባሕቲ ዝተተለመ ድጎማ ነዳዲ ዝኾና ተሽከርከርቲ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ትራንስፖርት ህዝቢ ዝህባ ተሸከርከርቲ ተረባሕቲ ዝተተለመ ድጎማ ነዳዲ ምዃነን ዝገልፅ መፍለዪ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ መፍለዪ ክልተ ዓይነት እንትኸውን፥ ንስሩዕ ሃገር ኣቋራፂ ተሸከርከርቲ ኣገለልግሎት ትራንስፖርት ህዝቢን ኣብ ክልላት ንዝርከባ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ምዕራባዊያን ሃገራት ንዩክሬን ናይ ነዊሕ ርሕቐት ሚሳኤላት እንተቕሪበን ሩሲያ ሓደሽቲ ዒላማታት ንምውቃዕ ክትግደድ ኢያ – ፕሬዚዳንት ፑቲን Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን "ኣሜሪካ ትኹን ካልኦት ምዕራባዊያን ሃገራት ንዩክሬን ናይ ነዊሕ ርሕቐት ሚሳኤላት እንተቕሪበን ሩሲያ ሓደሽቲ ዒላማታት ንምውቃዕ ክትግደድ ኢያ” ክብሉ ኣጠንቂቖም። ከምዚ ዓይነት ዝበሉ ሚሳኤላት ንዩክሬን ዝቐርቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም ልዕሊ 600 ሺሕ ንዝኾኑ ሓረስቶት እታወት ሕርሻ ከምዘቕርብ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ግዳያት ጎንፂ ኣብ ዝኾኑ ከባቢታ ንዝነብሩ 620 ሺሕ ሓረስቶት እታወት ሕርሻ ንምቕራብ እናሰርሐ ከምዝኾነ ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም (ፋኦ) ኣፍሊጡ። ተወካሊት ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም ኣብ ሕብረት ኣፍሪካን ምብራቕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካልኣይ ሓፈሻዊ ጉባኤ ዓቃቤ ሕግታት ክልል ኦሮሚያ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ሓፈሻዊ ጉባኤ ዓቃቤ ሕግታት ክልል ኦሮሚያ ኣብ ከተማ ጅማ ይሳለጥ ኣሎ። ላዕለዋይ ዓቃቢ ህጊ ክልል ኦሮሚያ ኣዱኛ ኣሕመድ÷ ቢሮ ዓቃቢ ሕጊ እቲ ክልል ብዛዕባ ሕግን ስርዓት ፍትሕን ግንዛበ ንምፍጣር፣ ንምርግጋፅ ልዕልነት ሕጊ፣ ናይ ገበን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንመላእ ህዝብና ዋልታ ሰላምን ደሕንነትን ንምዃን ዘኽእለና ዓቕሚ እናሃነፅና ኢና ክብሉ ኮሚሽነር ደመላሽ ገ/ሚካኤል ተዛሪቦም Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመላእ ህዝብና ዋልታ ሰላምን ደሕንነትን ንምዃን ዘኽእለና ዓቕሚ እናሃነፅና ኢና ክብሉ ዋና ኣዛዚ ላዕለዋይ መምርሒ ሰራዊት ፖሊስ ፌዴራል ኮሚሽነር ደመላሽ ገብረ ሚካኤል ተዛሪቦም። ኣመራርሓን ኣባላትን ፖሊስ መርሃ ግብሪ ምስጋናን ኣወሃህባ ኣፍልጦ…