ንኣመራርሓን ኣባላትን ፖሊስ መርሃ ግብሪ ምስጋናን ኣፍልጦን ኣብ መስቀል ኣደባባይ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣመራርሓን ኣባላትን ፖሊስ መርሃ ግብሪ ምስጋናን ኣፍልጦን ኣብ መስቀል ኣደባባይ ተሳሊጡ።
ኣብ ምኽባር ሕጊ፣ ኣብ እዋን ወፍርታት ህልውናን ህብረ ብሄራዊ ሓድነትን ጅግንነት ንዝፈፀሙን ዝበለፀ ውፅኢት ስራሕ ዘመዝገቡን ኣመራርሓን ኣባላትን ፖሊስ፤…