Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

July 2022

መበል 11 ጉባኤ ምሕደራ መርበብ ሓበሬታ ኣፍሪካ ኣብ ማላዊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 11 ጉባኤ ምሕደራ መርበብ ሓበሬታ ኣፍሪካ ኣብ ማላዊ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ካብ ኩለን ሃገራት ኣፍሪካ ዝተውፃእፅኡ መዳርግቲ ኣካላት መርብ ሓበሬታ ኣመልኪቶም እናተዛተዩ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። “መርብበ ሓበሬታ ንጥንካረን ሓድነትን ደቂ…

1 ሺሕን 65 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 65 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ተመለስቲ ግቡእ ሓገዝን ክንክንን ብምግባር ናብ ዝተሰናደአሎም ግዚያዊ መዕረፊ ክኸዱ ከምዝተገበረ…

ተግባር ምምሃር ምስትምሃር ብቴክኖሎጂ ንምሕጋዝ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ተግባር ምምሃር ምስትምሃር ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ንምግባር ዘኽእል ኣብ ሞንጎ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ውልቀ ኩባኒያ ኣሜሪካ ዝኾነ ሲቪሊ ስምምዕነት ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላን ማናጀር ኩባኒያ…

ስዊዘርላንድ ኣብ ዘፈር ንግዲን ኢንቨስትመንትን ምስ ኢትዮጵያ ርክባ ክተጠናኽር ከምትደሊ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣምባሳደር ስዊዘርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ታማራ ሞና ተዛቲዮም፡፡ ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ስዊዘርላንድን ዘሎ ዝፀንሐ ታሪኻዊ ርክብ ኣብቲ እዋን ዘተ…

ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ልዕሊ 46 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ኮይኑ ዝቐረበሉ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም መንግስቲ እቲ ክልል ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ልዕሊ 46 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ኮይኑ ዝቐረበሉ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም መንግስቲ እቲ ክልል ኣፅዲቑ። ቤት ምኽ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ክልል ደቡብ ኣብ ዘካየዶ ጉባኤ፥ 46 ቢሊየን 316 ሚሊየን 524 ሺሕን 693…

ፖሊስ ዩኒቨርሲቲ ኢትዮጵያ መበል 75 ዓመት በዓል ምስረትኡ የኽብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ዩኒቨርሲቲ ኢትዮጵያ መበል 75 ዓመት በዓል ኢዩቤልዩ ኣልማዝ ምስረትኡ የኽብር ኣሎ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገብረሚካኤል ሓዊሱ ኣመራርሓታት እቲ ዩኒቨርሲቲ፣ ኮሚሽነራት ፖሊስ ክልላትን ዕድመ…

ዘፈር መገዲ ዝምረሐሉ ግልፂ ኣንፈት ዘቕምጥ ፖሊሲ ይሰናዳእ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘፈር መገዲ ዝምረሐሉ ግልፂ ኣንፈት ዘቕምጥ ፖሊሲ እናተሰናደአ ምዃኑ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘሰናደኦ ረቂቕ ፖሊሲን ኣዋጅን መገዲ ኣመልኪቱ ልዝብ ይገብር ኣሎ፡፡ ሚኒስትር ጫልቱ ሳኒ ኣብቲ እዋን…

ሩሲያ ሸቀጣት ናብ ኣፍሪካ ንምብፃሕ ኩለመዳይ ምንቅስቓሳት ትገብር ኣላ – ሰርጌ ላቭሮቭ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሩሲያ ፍርያታት ምግቢ ናብ ኣፍሪካ ንምብፃሕ ኩለመዳይ ምንቅስቓሳት እናገበረት ምዃና ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ሰርጌ ላቭሮቭ ገሊፆም። ሩሲያ ብምዕራባውያን ኣብ ውሽጢ ፅዕንቶ ማዕቐብ ዋላ ትኹን እምበር፥ “ንኣፍሪካውያን ዝኣተወቶ ምግቢ፣ ዘበናዊ…

ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ውሽጣዊን ደጋዊን ፅዕንቶታት ተፃዊሩ እናተጓዓዘ ምዃኑ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ውሽጣዊን ደጋዊን ፅዕንቶታት ተፃዊሩ እናተጓዓዘ ምዃኑ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ገሊፆም። መበል 19 ዓለም ለኸ ጉባኤ ማሕበር ኢኮኖሚስታት ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ኣይተ ኣህመድ ሽዴ ኣብቲ ጉባኤ ኣብ ዘስምዑዎ…

ኣብ 800 ሜትሮ ፍርቂ ፍፃመ ኢትዮጵያውያን ኣአትሌታት ክሳተፋ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝሳተፋሉ ፍርቂ ፍፃሜ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ለይቲ ሰዓት 10ን 35 ደቒቕን ክካየድ ኢዩ፡፡ ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉ፣ ኣትሌት ደርቤ ኦልተጂን ኣትሌት ሃብታም ኣለሙን ክሳተፋ ኢየን፡፡ ትማሊ ኣብ ዝተኻየደ…