Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

July 2022

ህፁፅ ሰብዓዊ ሓገዝ ዝፀዓና 13 ተሸከርከርቲ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ናብ ሰቆጣ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህፁፅ ሰብዓዊ ሓገዝ ዝፀዓና 13 ተሸከርከርቲ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ናብ ከተማ ሰቆጣ ኣቲየን። እቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ብኣተሓባባራይነት ኤፍ ኤች ኢትዮጵያን ብኣቕራብነት ፕሮግራም ምግቢ ዓለምን ኣብ ወረዳ ኣበርገለ ዝርከባ ጣቢያታት ዝርከቡ ህፁፅ ሓገዝ…

ኣብ 30 ሃገራት ልዕሊ 550 ዓበቕ ህበይ ሪፖርት ከምዝተገበሩ ተገለፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 30 ሃገራት ልዕሊ 550 ዓበቕ ህበይ ሪፖርት ከምዝተገበሩ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። ዝርገሐ እቲ ቫይረስ እንተይተፈለጠ ካብ ምዕራብን ማእኸላይ ኣፍሪካ ናብ ብዙሓት ሃገራት ዓለም ከምዝተስፋሕፈሐ ተሓቢሩ፡፡ ኣብ ውድብ ጥዕና ዓለም ቴክኒካዊ…

ኣፍሪካዊ ፀገማት ብኣፍሪካውያን ንምፍታሕ ዝግበር ፃዕሪ ንምሕጋዝ ኣብ ሞንጎ ሰለስተ ላዕለዎት ትክላት ትምህርቲ ስምምዕነት ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካዊ ፀገማት ብኣፍሪካውያን ንምፍታሕ ዝግበር ፃዕሪ ብመፅናዕቲን ምርምርን ንምሕጋዝ ኣብ ሞንጎ ሰለስተ ላዕለዎት ትክላት ትምህርቲ ኣፍሪካ ስምምዕነት ተገይሩ። እተን ትካላት መፅናዕቲን ምርምርን ዘተሓባብር ሓበራዊ ግበረ ሓይሊ ምጥያሸን ተገሊፁ፡፡…

ኣብ ክልል ቤኒሻጉል ጉሙዝ ልዕሊ 83 ሺሕ ዝተመዛበሉ ወገናት ናብ መረበቶም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻጉል ጉሙዝ ልዕሊ 83 ሺሕ ዝተመዛበሉ ወገናት ናብ መረበቶም ከምዝተመለሱ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ታረቀኝ ታሲሳ ከምዝገለፁዎ፥ ኣብቲ ክልል ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ብምኽንያት ሰብ…

ኮሚሽነር ሌሊሴ ነሜ ምስ ሓላፊ ጉዳያት ፖለቲካን ኢኮኖሚን ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽነር ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ኮሚሽነር ሌሊሴ ነሜ ምስ ሓላፊ ጉዳያት ፖለቲካን ኢኮኖሚን ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጆን ሮቢንሰን ተዛቲየን። ኣብቲ ምኽክር ኣብ ሞንጎ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን መንግስቲ ኣሜሪካን ብዛዕባ ዘሎ…

ኢትዮጵያ ኣብ ፍፃመ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ 3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ብክልተ ኣትሌታት ክትውከል ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ወጋሕታ ሰዓት 11፡45 ውድድር ፍፃመ ደቂ ኣንስትዮ 3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ክካየድ ኢዩ። ኣብቲ ፍፃመ ውድድር መቅደስ ኣበበን ወርቅውሃ ጌታቸውን ንኢትዮጵያ ወኪለን ክወደዳደራ ኢየን። ብካሊእ መዳይ ለይቲ ሰዓት 8፡25 መፃረዪ ውድድር 5…

ማዕበል ሙቐት ኣብ ደኒታት ኣውሮፓ ጉድኣት የብፅሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብዙሓት ሃገራት ኣውሮፓ ዘጋጠመ ልዑል ሙቐት ብዘልዐሎ ባርዕ ሓዊ ልዑል ዕንወት እናስዐበ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብዝሑል ንብረት ኣየር ትፍለጥ ብሪታኒያ ንፈለማ እዋን ልዕሊ 40 ዲግሪ ሴንቲ ግሬድ ዝኾነ መጠን ሙቐት ኣመዝጊባ። ኣብ ጀርመን እውን…

ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲን ኢንስቲትዩት ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያን ሓበሬታ ንምልውዋጥ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲን ኢንስቲትዩት ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያን ብቴክኖሎጂ ኣቢሉ ሓበሬታ ንምልውዋጥ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት፥ ብሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉን ዋና…

ቻይና ጦር መርከብ ኣሜሪካ ንድሕንነተይ ስግኣት ኮይኑኒ ክትብል ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ጦር መርከብ ኣሜሪካ ኣብ ጥቓ ታይዋን ምርኣያ ስዒቡ መጠንቀቕታ ሂባ። ቻይና “ኣሜሪካ ሰላመይ ንምህዋኽን ኣብቲ ዞባ ዘይምርግጋእ ንምፍጣረውን ብሚሳኤል ተሸከምቲ መርከብ ባሕሪ ዝተሓገዘ ወታደራዊ ምንቅስቓስ ገይራ ኢያ” ክትብል ገሊፃ፡፡…

ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ኣብ ዝርከባ ሸውዓተ ወረዳታት ባልዕ ተምች ከምዘጋጠመ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ኣብ ዝርከባ ሸውዓተ ወረዳታት ባልዕ ተምች ከምዘጋጠመ መምርሒ ሕርሻ እታ ዞባ ኣፍሊጡ። መራሒ ጉጅለ ልምዓት ዝራእቲ እቲ መምርሒ ኣይተ ኣበበ ጌታቸው ከምዝበሉዎ፥ ኣብ ወረዳታት ሃገረማርያም፣ ምንጃር፣ በረሀት…