ኢትዮጵያ ድርቂ ንምፅዋር ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ተዋዲዳ ትሰርሕ ኣላ – ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ድርቂ ንምፅዋር ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ተዋዲዳ እናሰረውሐት ምዃና ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም።
ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ፍልይቲ ልእኽቲ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ሚስ ሃና ቴተህ…