Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

July 2022

ኤምባሲ ሰሜን ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብምትሕብባር ምስራሕ ከምዝደሊ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ሰሜን ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብምትሕብባር ምስራሕ ከምዝደሊ ኣፍሊጡ። ኣምባሳደር ቶንጉ ሲም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዑደት ኣካይዶም። እቶም ኣምባሳደር ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ኣባላት ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ኣባላት ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ተዛቲየን። እቲ ኮሚሽን ናብ ስራሕ ድሕሪ ምእታዉ ዝፈፀሞም ቃንዲ ቀንዲ ተግባራት ነተን ፕሬዚዳነት ኣብሪሆም። ኣካቢ እቲ ኮሚሽን ፕሮፌሰር መስፍን ኣርአያ፥ ምስ ክልላትን መዳርግቲ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ዋና ኣፈፃሚ ዓለም ለኸ ማእኸል ማላማድ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ኣፈፃሚ ዓለም ለኸ ማእኸል ማላማድ(ጂሲኤ)  ፕሮፌሰር ፓተሪክ ቨርኩጅን ተዛቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ትልሚ ማላማድ ብምስንዳእ ተግባራዊ ትገበር ከምዘላ ኣረዲአን። ኢትዮጵያ ከምሃገር ንለውጢ ክሌማ…

ካብ ሽይጣት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ውሽጢ ዓዲን ኪራይ ፋይበር ኦፕቲክስን ዓመት 2014 ልዕሊ 15 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ካብ ሽይጣት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ውሽጢ ዓዲን ኪራይ ፋይበር ኦፕቲክስን ዓመት 2014 ልዕሊ 15 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ ክብል ገሊፁ። እቲ ኣታዊ ንምርካብ ንሓይሊ ኤሌክትሪክ 9 ሺሕን 472 ነጥቢ 2 ጊጋ ዋት ሰዓት፣…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ጨርቆስ ዝተሃነፁ ንዓቕሚ ዘይብሎም ነበርቲ ሂበን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ጨርቆስ ዝተሃነፁ 80 ፕሮጀክት ሓባር መንበሪ ኣባይቲ ኣብቲ ከባቢ ንዝነብሩ ዓቕሚ ዘይብሎም ወገናት ሂበን። እቶም ኣባይቲ ነበርቲ ቅድም ክብል ብዝነበሮም ስፍሓትን መጠንን ኣባይቲ ከምዝኾነ…

ተወዳዳሪ ዲጂታል ዜጋ ንምፍጣር ይስራሕ ኣሎ-ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዲጂታል ዓለም ክወዳደር ዝኽእል ዲጂታላዊ ዜጋ ንምፍጣር ይሰርሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጅን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ምስ ትካል ልምዓት ካፒታል ፈንድ ሕቡራት መንግስታት ብምትሕብባር ኣብ ዲጂታላዊ ክእለት ምስ መዳርግቲ ኣካላት መኺሩ።…

ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ብዝውሰድ ዘሎ ስጉምቲ እቲ ጉጅለ ይዳኸም ኣሎ-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ብዝውሰድ ዘሎ ስጉምቲ እቲ ጉጅለ ይዳኸም ኣሎ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ከበደ ዴሲሳ፥ መንግስቲ ምስ ህዝቢ ብምዃን ኣብ ልዕሊ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ…

ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካን ማእኸላይ ምብራቕን ዝርከቡ ልዕሊ 12 ሺሕ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ክምለሱ ኢዮም-ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካን ማእኸላይ ምብራቕን ዝርከቡ ልዕሊ 12 ሺሕ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ክምለሱ ኢዮም ኢሉ ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ዓለም፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ…

እኽሊ ካብ ዩክሬን ንዕዳጋ ዓለም ኣብ ዝቐርበሉ ኩነታት ብምጥማት ኣብ ስምምዕነት ተበፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ፣ ዩክሬን፣ ቱርክን ሰብ መዚ ውሕመን እኽሊ ካብ ዩክሬን ብፀሊም ባሕሪ ኣቢሉ ናብ ዕዳጋ ዓለም ኣብ ዝቐርበሉ ኩነታት ብምጥማት ኣብ ስምምዕነት ተበፂሑ። ሚኒስትር ምክዕልኻል ሃገር ቱርኪ ሁሉሲ አካር ትማሊ ከምዝበልዎ፥ እተን ሃገራትን ሰብ መዚ…

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን  ስሩዕ ኣኼቡኡ ምስላጥ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ 6ይ ዘበን ፓርላማ 1ይ ዓመት እዋን ስራሕ 2ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ብግፍዒ ንዝተጨፍጨፉ ንፁሃን ናይ ሕሊና ፀሎት ብምግባር ጉባኤኡ ጀሚሩ። ቃለ ጉባኤ ፈላማይ ህፁፅ ጉባኤ መርሚሩ ብምፅዳቕ ዘትኡ…