ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቀዳማይ ሚኒስትር ቦሪስ ጆንሰን ካብ ስልጣኖም ንምውራድ ከምዝወሰኑ ኣፍሊጦም Desta Jul 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ብሪታኒያ ቦሪስ ጆንሰን ብምኽኒያት ዘጋጠሞም ናይ መሪሕነት ቅልውላው ካብ ስልጣኖም ንክወርዱ ምውሳኖም ኣፍሊጦም። ልዕሊ 30 ኣባላት ካቢነ ሚኒስተራትን ኣብ ልዕሊኦም ዘለዎም እምነት ከምዝጎደለ ብምግላፅ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልታት ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሶማሌላንድን ኣብ ዓውዲ ንግዲን ትራንዚትን ዝረኣዩ ፀገማት ብሓባር ንምፍታሕ ተስማዕሚዐን Desta Jul 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሶማሌላንድን ኣብ ዓውዲ ንግዲን ትራንዚትን ዝረኣዩ ፀገማት ብሓባር ንምፍታሕ ተስማዕሚዐን። ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስን ኣማኻሪ ብሄራዊድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴንን ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም ከይዲ ህንፀት ሰላም ጠሚቶም ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Desta Jul 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም ከይዲ ህንፀት ሰላም ጠሚቶም ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ፣ ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ኦስማን ዲዮን ተዛቲዮም። ኣይተ ብናልፍ ምስ ኦስማን ዲዮን ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ባንኪ ዓለም ንስራሕቲ ህንፀት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ዝገብዶ ደገፍ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ Desta Jul 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ዝገብዶ ደገፍ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ። እቲ ደገፍ ኣብ ዝቕፅሉ ሰለስተ ዓማውቲ ንህንፀት መሰረተ ልምዓት፣ ማሕበራዊ ልምዓት፣ ግብርና፣ ቀጣናዊ መትእስሳርን ምምሕያሽ ኢኮኖሚን ዘውዕል ኢዩ ተባሂሉ። ምክትል ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም 786 ነጥቢ 61 ቢሊየን ብር ንክኸውን ኣፅዲቑ Desta Jul 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 16 ሰሙን ስሩዕ ጉባኤኡ ሎሚ መዓልቲ ኣሳሊጡ። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብቲ ጉባኤ ዝተረኸቡ እንትኾኑ፥ ኣባላት እቲ ባይቶ በጀት መንግስቲ ፌዴራል ዓመተ 2015ንን ሓፈሻዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ራብዓይ ዙር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ተኸላ ፈልሲ ብዕሊ ተጀሚሩ Desta Jul 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ኣብቲ ክልል ራብዓይ ዙር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ተኸላ ፈልሲ ብዕሊ ኣጀሚሮም። እቲ መርሃ ግብሪ "ኣሰርና ንወለዶና" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዞባ ኣሶሳ ወረዳ ዑራ አምባ ቀበሌ 5 እዩ…
ቢዝነስ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓማውቲ ብዝተሰርሐ ስራሕ 4 ቢሊየን ዶላር እቶት ተረኺቡ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Jul 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኢኮኖሚ ብዝምልከት ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ክህልዉ ዝግበኦም ኣንፈታት ትኹረት ሽዱሽተ ኢዮም ኢሎም። ንሳቶም ድማ፦ ልቓሕ ምቕናስ ምቕናስ ጉድለት በጀት ዘለና ሃፍቲ ብቑጠባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ንዓልሊ ንጉዳይ ሰላም ቀዳምነት ዝህብ መንግስቲ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Jul 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ንዓልሊ ንጉዳይ ሰላም ቀዳምነት ዝህብ መንግስቲ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። ብመሰረት እዚ ኣብ ዝኾነ ይኹን እዋን ድርድር ክግበር ኢዩ ብምባል፥ ምኽኒያቱ ድማ ፀላእቲ ኣብ ውሽጢ ዘለዉ ሓይሊታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበር ደራስያን ዓመታዊ መርሃ ግብሪ መዓልቲ ንባብ ኣካይዱ Desta Jul 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ደራስያን ኢትዮጵያ ዓመታዊ መርሃ ግብሪ መዓልቲ ንባብ ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ኣካይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳንት ማሕበር ደራስያን ኢትዮጵያ ኣይተ ኣበረ ኣዳሙ ኣብ ዝስምዕዎ መደረ፥ 30 ሰነ ኣብ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ መዓልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሸኔ ቀንዲ ፀላኢ ኦሮሞ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ገሊፆም Desta Jul 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሸኔ ቀንዲ ፀላኢ ኦሮሞ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምጥማት ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ንዝተልዓሉ ሕቶታት ኣበ ዝሃብዎ መብርሂ፥ “ምስ ዘርኢ ብምትሕሓዝ ሸኔ ኦሮሞ ኢዩ እትብሉ…