ሕብረት ኣፍሪካ ዓለም ለኻዊ ምትሕበባራት ኣብ ምድንፋዕ ርኡይ ግደ እናተፃወተ ይርከብ – ቭላድሚር ፑቲን
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ በዓል ብዙሕ ወገን ኢኮኖሚያዊ፣ ፖለቲካዊን ሰብኣዊን ምትሕበባራት ኣብ ምድንፋዕ ርኡይ ግደ እናተፃወተ ከምዝርከብ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ገሊፆም።
ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን መበል 36ን ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ…