Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

February 2023

ዶ/ር ኣለሙ ስሜን ዶ/ር እዮብ ተካልኝን ምስ ሰብ ሃፍቲ ጅቡቲ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜብ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ እዮብ ተካልኝን ምስ ሰብ ሃፍቲ ጅቡቲ ዘቲዮም። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ሰብ ሃፍቲ ጅቡቲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘተለ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት መዋእለ ንዋዮም ኢንቨስት ንምግባር…

መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ የኣትዉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ኣዲስ ኣበባ የኣትዉ ኣለዉ። ምክትል ፕሬዚዳንት ሊቢያ ኣብዱላህ ኣል-ላፊ ኣብቲ ጉባኤ ንምስታፍ ሎሚ መዓልቲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ምክትል ፕሬዚዳንት ኣብ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ውፅኢታዊ ዘተ ምግባሮም ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር መለስ ኣለም÷ ካልኣይ…

በዓል ዓወት ዓድዋ ነቲ ዓወት ብዝምጥን መልክዑ ንምኽባር ምድላው ከምዝጀመረ ዝተጣየሸ ኮሚቴ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዓወት ዓድዋ ነቲ ዓወት ብዝምጥን መልክዑ ንምኽባር ምድላው ከምዝጀመረ ዝተጣየሸ ኮሚቴ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚቴው ምስ ሚኒስቴር ምክልኻል፣ ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን ከምኡ እውን እቲ በዓል ብድምቀት ንኽኽበር ኣስተዋፅኦ የበርክቱ ኢዮም ተባሂሎም…

ልዕሊ 18 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ወርቂ ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ሃገር ንምውፃእ እንትፍትን ተታሒዙ ኣብ ዝተብሃለ ቻይናዊ ክሲ ተመስሪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍቓድ ዘይብሉ ልዕሊ 18 ሚሊየን ብር ዘውፅእ 3 ነጥቢ 8 ኪሎ ግራም ጥፍጣፍ ወርቂ ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ሃገር ንምውፃእ እንትፍትን ተታሒዙ ኣብ ዝተብሃለ ቻይናዊ ክሲ ተመስሪቱ። ኣብ ሚኒስቴር ፍትሒ ፌዴሪኢ ዳይሬክቶሬት ጉዳያት ዘፈር ዓቃቢ ሕጊን…

ኢትዮጵያን ስፔንን ማዕቀፍ ስምምዕነት ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር 5 ዓመት ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ስፔንን ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባረን ዝመርሓሉ ማዕቀፍ ስምምዕነት 5 ዓመት ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሺዴን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስፔን ሆሴ ማንኤል ኣልባሬስ ቤኖን ፈሪሞምዎ፡፡ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ኣብቲ…

ፕሬዚዳንት ጊኒ ቢሳው ኡማሮ ሲሶኮ ኢምባሎ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ጊኒ ቢሳው ኡማሮ ሲሶኮ ኢምባሎ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ÷ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ፣ ሚኒስትር ምክልኻል ኣብርሃም በላይን ካልኦት ላዕለዎት…

ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ሶሎሞን ኳይኖር ተዛቲየን። መናእሰይ ፈጠርቲ ስራሕ ግቡእ ሓገዝ ፋይናንስ ንኽረኽቡ ኣብ ምግባር ራኢ ሃገር ጋህዲ ንምግባር ዘኽእል ቀዳማይ ተግባር…

ፕሬዚዳንት ሴራሊዮንን ምክትል ፕሬዚዳንት ኡጋንዳን ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ፕሬዚዳንት ሴራሊዮን ጁሊየስ ማዳን ምክትል ፕሬዚዳንት ኡጋንዳ ጄሲካ ኣሉፖን ሎሚ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም መራሕቲ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ  ቦሌ እንትበፅሑ÷ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን…

ኢትዮጵያን ናሚቢያን ኣብ ጉዳያት ሰላምን ድሕንነትን ብሓባር ንምስራሕ ሰምምዕነት ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ናሚቢያን ኣብ ጉዳያት ሰላምን ድሕንነትን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእለን ሰምምዕነት ተፈራሪመን እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣብርሃም በላይን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስስትርን ሚኒስትር ምትሕብባር ዓለም ለኸ ርክባትን ናሚቢያ ኔቱምቦ…