ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዘይዝኾነ ፀገም ፀፅታ ንኽዛዘም ዘተኣማምን ምድላው ተገይሩ – ፖሊስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዘይዝኾነ ፀገም ፀፅታ ንኽዛዘም ዘተኣማምን ምድላው ተገይሩ ናብ ስራሕ ከምዝተኣተወ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ምክትል ኮማንደር ማርቆስ ታደሰ ከምዝገለፁዎ÷ ጉባኤ መራሕቲ…