ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ጠሚቱ ካብ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ዝተውሃበ መግለፂ Desta Feb 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ጠሚቱ ካብ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን መግለፂ ተዋሂቡ። ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ኣብ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ እዋናዊ ኩነታት ዝገምገመ እቲ ግብረ ሓይሊ፥ እቲ ዘይምርድዳእ ንምፍታሕ ዝግበር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ኢሳያስ ኣብ ኬንያ ዕላዊ ዑደት ሰራሕ ጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Feb 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኬንያ ዕላዊ ዑደት ሰራሕ ጀሚሮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ናይሮቢ መዕርፎ ነፈርቲ ጆሞ ኬንያታ እንትበፅሑ÷ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኬንያ ኣልፍሬድ ሙታ ኣቀባብላ ገይሮምሎም። ንክልተ መዓልቲ ኣብ ዝገብሩዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ከምዝተዛተዩ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ዝርከባ ዩኒቨርሲቲታት ዳግም ስራሕ ንኽጅምራ ኣድላዪ ምድላው ይግበር ኣሎ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Feb 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከባ ዩኒቨርሲቲታት ዳግም ስራሕ ንኽጅምራ ኣድላዪ ምድላው እናተገበረ ምዃኑ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር ፈፃሚ ስራሕ ርክብ ህዝቢን ኮሙዩኒኬሽንን ኣመለወርቅ ህዝቅኤል ከምዝገለፀኦ÷ ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቱርኪን ሶሪያን ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ንሕልፈት ዝተቓልዑ ሰባት ቁፅሮም ካብ 11 ሺሕ ዛይዱ Gebremariam Weldegerima Feb 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቱርኪን ሶሪያን ብዘጋጠመ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬት ቁፅሪ ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት ልዕሊ 11 ሺሕ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይፕ ኤርዶኻን ሎሚ ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ ቱርኪ ብውሑዱ 8 ሺሕን 574 ሰባት ህይቶም ሓሊፉ። ኣብ…
ቢዝነስ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ተቐማጢ ገንዘቡ ካብ 1 ትሪሊየን ብር ዛይዱ Gebremariam Weldegerima Feb 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተቐማጢ ገንዘብ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ካብ 1 ትሪሊየን ብር ከምዝተሳገረ እቲ ባንኪ ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣይተ ኣቤ ሳኖ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ፥ ተቐማጢ ገንዘብ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ካብ 1…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኮሚሽን ስደተኛታት ውሕመን ብሓባር ኣብ ዝስርሑዎም ጉዳያት ተስማዕሚዖም Gebremariam Weldegerima Feb 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕሕቡራት መንግስታትን ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝርከቡ ስደተኛታትን ተመዛበልቲን ብዝምልከት ብሓባር ተስማዕሚዖም። ምክትል ቀዳማ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ኮሚሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዝገብሮ ሓገዝ ክቕፅል ኢየ – ፋኦ Gebremariam Weldegerima Feb 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም (ፋኦ) ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ ምስ ተወካሊ ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም (ፋኦ) ኣብ ኢትዮጵያ ፋራይ ዚሞድዚ ተዛቲዮም፡፡ ኣይተ ግርማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ካብ ዘድሊ 255 ሺሕ ኪሎ ዋት ሓይሊ ኤሌክትሪክ እናቐረበ ዝርከብ 68 ሺሕ ኪሎ ዋት ጥራሕ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ካብ ዘድሊ 255 ሺሕ ኪሎ ዋት ሓይሊ ኤሌክትሪክ እናቐረበ ዝርከብ 68 ሺሕ ኪሎ ዋት ጥራሕ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ገሊፁ። ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ምስ ቀረብ ሓይሊ ዘለዉ ፀገማት ብዘላቕነት ንምፍታሕ ምስ መዳርግቲ ኣካላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶ/ር ኢዮብ ተካልኝ ምስ ሓላፊ ግምጃ ቤት ፈረንሳይ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ ምስ ላዕለዋይ ሓላፊ ግምጃ ቤት መንግስቲ ፈረንሳይ ኢማኑኤል ሞሊን ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስተር ዴኤታ÷ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፈረንሳይ ምስ ዝገበሩዎ ዑደት ስራሕ ጎድና ጎድኒ ምስ ሓላፊ ግምጃ ቤት…