ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ ምጅማር ምንቅስቓስ ፀረ-መዕወኒ ሓሺሻት ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Apr 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)''ንመናእሰይ ካብ መዕወንቲ ሓሺሻትን መፃእቲ ልማዳዊ ተግባራትን ነድሕን'' ብዝብል ቃል ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ ምጅማር ምንቅስቓስ ፀረ-መዕወኒ ሓሺሻት ይካየድ ኣሎ። ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ(ዶ/ር) ኣብቲ መርሃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ኮሚሽን ህዝቢን ዕቤትን ውሕመ ትሳትፍ ኣላ Gebremariam Weldegerima Apr 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኒውዮርክ እናተሳለጠ ኣብ ዝርከብ መበል 56 ስሩዕ ጉባኤ ኮሚሽን ህዝቢን ዕቤትን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትሳትፍ ኣላ። እቲ ጉባኤ፥ “ሕዝቢ፣ ትምህርቲን ዘላቒ ልምዓትን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡ ብሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ብዕቱብ ከምትሰርሕ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Apr 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ብዕቱብ ከምትሰርሕ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ኣፍሊጦም። እቶም ሚኒስትር፥ “ካብ ዕዳ ምውፃእ፣ ዕቤት ምምዝጋብ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣሜሪካ ኣብ ዘሰናደአቶ ዓለም ለኸ መድረኸ ፓናል ዘተ ኢኮኖሚ ተሳቲፎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ክገብራ ኢየን Gebremariam Weldegerima Apr 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን ጆርጂያ ሜሎኒ ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ክገብራ ኢየን። እተን ቀዳመይቲ ሚኒስትር ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህልወን ናይ ክልተ መዓልቲ ፃንሒት፥ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ሕብረት ኣፍሪካን ክዛተያ ኢን ዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረተሰብ ካብ ምጭብርባር ዕድጊት ክጥንቀቕ ከምዝግባእ ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ኣገዚቡ Gebremariam Weldegerima Apr 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ሜላ እናቐያየሩ ኣብ እዋን በዓላት ካብ ዝፍፀሙ ምጭብርባራት ዕድጊት ክጥንቀቕ ከምዝግባእ ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ኣተሓሳሲቡ። ፈፃሚ ስራሕ ኮሙኒኬሽንን ርክብ ህዝቢን እቲ ኣገልግሎት እንዳለ ኣሰፋ ከምዝበሉዎ÷ ብዙሓት ከከምዓቕሞም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረተሰብ ኣብ ቅነ በዓላት ሓደጋ ከየጋጥም ጥንቃቐ ንኽገብር ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Apr 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ በዓላት ተተሓሒዙ ሓደጋታት ከየጋጥሙ ሕብረተሰብ ጥንቃቐ ክገብር ከምዝግባእ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋን ባርዕ ሓዊን ኣተሓሳሲቡ፡፡ ኣብ ቅነ በዓላት ሓይሊ ኤሌክትሪክን ሓዊን ብስፍሓት ኣብ ረብሓ ስለዝውዕሉ ነዚ ስዒቡ ኣብ ዝቕፅል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ስሎቬኒያ ደቂ ኣንስትዮ ምንቃሕ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Apr 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ገፀር ከባቢ ኢትዮጵያ ዝነብራ ደቂ ኣንስትዮ ንምንቃሕ ምስ ስሎቬኒያ ብምትሕብባር ንምስራሕ ኣብ ስምምዕነት ተበፂሑ፡፡ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳያን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስሎቫኒያ ታኒያ ፋየን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢ/ር ሃብታሙ ኢተፋ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይን ኢነርጂ ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌኒ ተርኪሂን ተዛቲዮም። ኢንጂነር ሃብታሙ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ዘተ ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ሩሲያን ህዝቢን መንግስቲን ኢትዮጵያ ዝፀንሐ ጥንኩር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ትግራይ ዑደት የሳልጣ ኣለዋ Desta Apr 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኩነታት ጥዕና ትግራይ ንምዕዛብ ሎሚ ንጎሆ መቐለ ኣቲዩ። ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ እንትበፅሕ፥ ሓላፊ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቱርኪ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ብምንቅጥቃጥ መሬት ጉድኣት ንዝበፅሖም ቱርካውያን ሓገዝ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Apr 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቱርኪ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ክፋላት ማሕበረሰብ ብምንቅጥቃጥ መሬት ጉድኣት ንዝበፅሖም ቱርካውያን ሓገዝ ናውቲ፣ ገንዘብን ጉልበትን ከምዝገበሩ ተገሊፁ። እቲ ሓገዝ ኣብታ ሃገር ምስ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ብምትሕበባር ከምዝገበሩዎ ተሓቢሩ፡፡…