ኣብ መርሃ ግብሪ ምትካል 500 ሚሊየን ፈልሲታት ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ካብ ወጋሕታ ጀሚሩ ክሳብ 8፡30 ሰዓት ልዕሊ 372 ሚሊየን ፈልሲታት ተተኺሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ወፍሪ መርሃ ግብሪ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲታት ምትካል ካብ ወጋሕታ ክሳብ 8፡30 ሰዓት ኣብ ዘሎ እዋን 372 ሚሊየን ፈልሲታት ከምዝተተኸሉ ግልጋሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።
ክፍሊ መከታተሊ…