ኣብ ክልል ትግራይ ፅባሕ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 3 ሚሊየን ፈልሲ ንምትካል ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ፅባሕ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 3 ሚሊየን ፈልሲ ንምትካል ምድላው ከምዝተገበረ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ልምዓት ደኒ፣ ሓለዋን ኣጠቓቕማን እቲ ቢሮ ኣይተ ተስፋይ ተኽለሃይማኖት÷ ኣብ ሓንቲ…