ቢዝነስ መበል 22 ዓመታዊ ጉባኤ ዋና ኦዲተራት ኣብ ቦንጋ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jul 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)መበል 22 ዓመታዊ ጉባኤ ዋና ኦዲተራት ኣብ ከተማ ቦንጋ ይሳለጥ ኣሎ። መንግስቲ ንክልላት ዝሃቦ ደገፍን ድጎማን በጀት ናይ ነፀላ ኦዲት ኣፈፃፅማ ከምዝግምገም ኣብቲ ጉባኤ ተገሊፁ። ኣብ መንጎ ኣብያተ ዕዮ ዋና ኦዲተር ክልልን ምምሕዳር ከተማን ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘንድሮ ከሚተከለው ችግኝ 60 በመቶው ፍራፍሬ ነው Desta Jul 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ሎሚ ዘበን ካብ ዝትከል 6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲ እቲ 60 ሚኢታዊ ፍራምረ ከምዝኾነ ሚኒስትር ሕርሻ ኣፍሊጡ። 60 ሚኢታዊ ፍራምረ፣ 35 ሚኢታዊ ንደኒን 5 ሚኢታዊ ድማ ንፀባቐ ከተማን ዝኾኑ እዮም ተባሂሉ። መፃኢ ዕለተ ሰኑይ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሃገራት ተፋሰስ ኣባይ ንዘምጉዳእ ቃላ እተኽብር ሃገር እያ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) Desta Jul 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣሓት ሃገራት ተፋሰስ ኣባይ ንዘምጉዳእ ቃላ እተኽብር ሃገር እያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ዶ/ር ዐቢይ አሕመድ ሎሚ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ተኣማንነትን ዝኣተውዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርስቲ ፖሊስ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪ ዘሰልጠኖም መኮነናት ፖሊስ ኣመሪቑ Desta Jul 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪ ዘሰልጠኖም መኮነናት ፖሊስ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። እቶም 623 ተመረቕቲ ብፖሊሰ ሳይንስ፣ ስነ - ገበንን ፍትሒ ገበንን፣ ዓውዲ ፖሊስ መኮንንነት ካብ ሰርተፊኬት ክሳብ ካልኣይ ዲግሪ ትምህርቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶ/ር ወርቅነህ ገበየሁ ተዓዋቲ ሽልማት ዕዉታት ኣፍሪካውያን ኮይኖም Desta Jul 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ(ዶ/ር) ተዓዋቲ መበል 13 ዓመታዊ ሽልማት ዕዉታት ኣፍሪካውያን(African Achievers Award) ኮይኖም። እቲ ሽልማት ኣብ እንግሊዝ ለንደን ኣብ ዝተሳለጠ ስነ ስርዓት ብምኻድ ተቐቢለምዎ። ኣብ ትዊተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብመሸጣ መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ዝተረኸበ ኣታዊ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተነፁ መዘውተሪ ስፖርት ቦታታት ንግልጋሎት ክፍቲ ክኾኑ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Jul 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመሸጣ መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ዝተረኸበ ኣታዊ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኩለን ክፍለ ከተማታት ዝተነፁ 12 መዘውተሪ ስፖርት ቦታታት ካብ ፅባሕ ጀሚሮም ንግልጋሎት ክፍቲ ከምዝ ቢሮ መናእሰይን ስፖርትን ምምሕዳር እታ ከተማ ኣፍሊየጡ። ቀዳማይ ሚኒስትር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኢራን ኣብ ዓውዲ ንግዲ ኣብ ሰለስተ ዓመታት 10 ቢሊየን ዶላር ኣብ ኣፍሪካ ንምፍሳስ ድሌት ኣርኢያ Gebremariam Weldegerima Jul 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራን ኣብ ዝቕፅሉ ሰለስተ ዓመታት ኣብ ኣፍሪካ ናይ ባሕሪ ንግዲ ብምጥንኻር ክሳብ 10 ቢሊየን ዶላር መዋእለ-ንዋይ ክተፍስስ ከምትደሊ ተገሊፁ፡፡ ኢራን ብግልጋሎት ምጉዕዓዝ መርከብ ምስ ኣፍሪካ ተካይዶ ርክብ ንግዲ ባሕሪ ዕላዊ ዝገበሩ÷ ዋና ዳይሬክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Jul 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ዬቭጌኒ ተርክሂን ተዛቲየን። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ትኹረት ከምዝገበሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ከተማታት ሩሲያ…
ቢዝነስ ኢትዮጵያን ጀርመንን ስምምዕነት ሓገዝ 25 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪመን Gebremariam Weldegerima Jul 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጀርመንን ስምምዕነት ሓገዝ 25 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት ሓገዝ ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰውን ኣብ ባንኪ ልምዓት ጀርመን ዳይሬክተር ሕብረት ኣፍሪካን ምብራቕ ኣፍሪካን ክርስቶፍ ቲስኬንስ ተፈራሪሞምዎ። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ግብፂ ዝነበሮም ፃነሒት ዕዉት ነይሩ – ዶክተር ለገሰ ቱሉ Gebremariam Weldegerima Jul 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ግብፂ ዝነበሮም ፃነሒት ዕዉት ከምዝነበረ ሚኒስትር ግልጋሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። ሚኒስትር ዶክተር ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)÷ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ግብፂ ካይሮ…