ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኣፍሪካን ከቻድን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኣፍሪካ ናሌዲ ፓንዶርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻድ ማህማት ሳሌህ ኣናዲፍን ኣብ ኬንያ ናይሮቢ ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ ነቶም ሚኒሰስትራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ምላሽ ንመሃብ ዝገበረቶ ፃዕሪ ጭቡጥ ለውጢ ኣምፂኡ ኢዩ – ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓት Gebremariam Weldegerima Jul 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ምላሽ ንመሃብ ዝገበረቶም ለውጢታት ፖሊሲን ስትራቴጂን ጭቡጥ ለውጢ ከምዘምፀኡ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓት ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር መርሃ ግብሪ መጀመሪ ሓምለዋይ ኣሰር 2015 ዓ.ም ፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢን ብምፅዋር ንዕቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሞሮኮ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሞሮኮ ናስር ቦሪታ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ጎድና ጎኒ ኣብ ኬንያ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 43 ስሩዕ ኣኼባ ፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ዝተኻየደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክሳብ ዝቕፅል ወርሒ ታሕሳስ 75 ሺሕ ነበር ተዋጋእቲ ናብ ማእኸላት ተሃድሶ ንምእታው እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ ዝቕፅል ዓመት ወርሒ ታሕሳስ 75 ሺሕ ነበር ተዋጋእቲ ናብ ማእኸላት ተሃድሶ ንምእታው እናተሰርሐ ምዃኑ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኣፍሊጡ። ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ነበር ተዋጋእቲ ናብ ማእኸላት ተሃድሶ ምእታው ኣመልኪቱ መንግስታዊ ምስ ዘይኮኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ሰመሪታ ሰዋሰው ምስ ዋና ፀሓፊ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ መንግስቲ ኣየርላንድ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Jul 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ወይዘሮ ሰመሪታ ሰዋሰው ምስ ዋና ፀሓፊ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ መንግስቲ ኣየርላንድ ጆሴፍ ሃኬት ርክብ ክልቲአን ሃገራት ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳይ ጠሚተን ተዛቲየን። እተን ሚኒስትር ዴኤታ ኣብ ዘተአን÷ ድሕሪ ስምምዕነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበበ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ልዕሊ 3 ሚሊየን ፈልሲታት ንምትካል ምድላው ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Jul 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝቕፅል ሰኑይ 10 ሓምለ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ልዕሊ 3 ሚሊየን ፈልሲታት ንምትካል ምድላው ምዝዛሙ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበኣ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ÷ ሰራሕተኛታት መንግስታዊን መንግስታዊ ዘይኮኑን ትካላት፣ ኣቦታ ሃይማኖት፣ መናእሰይ፣ ዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሶማሊያ ዘቲዮም Desta Jul 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሶማሊያ ኣብሽር ኦማር ጃማ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ኬኒያ ይሳጥ ምስ ዘሎ መበል 43 ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ጎኒ ንጎኒ…
ቢዝነስ ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ከተማ ሃረር ዘህነፆ ፋብሪካ ሕሩጭን ባኒን ኣመሪቑ Desta Jul 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ከተማ ሃረር ዘህነፆ መበል ሻውዓይ ፋብሪካ ሕሩጭን ባኒን ኣመሪቑ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ሓዊሱ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ሚስራ ኣብደላን ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ክልልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓቕሚ ምምራሕ ደቂ ኣኒስቲዮ ክብ ንምባል ዝተጀመረ ፃዕሪ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Desta Jul 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ዓቕሚ ምምራሕ ደቂ ኣኒስቲዮ ክብ ንምባል ዝተጀመሮ ፃዕሪ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ብምትሕብባር ንደቂ ኣኒስቲዮ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ህንፀት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 43 ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ናይሮቢ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jul 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 43 ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ናይሮቢ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ይሳተፍ ኣሎ። እዋናዊ ሓበሬታ…