ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ መገዲ ሽጋራ እናዘዋወሩ ዝነበሩ 3 ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Jul 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 3 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎ ሽጋራ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናዘዋወሩ ዝነበሩ ሰለስተ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። ተጠርጠርቲ ጉዳዮም እናተፃረየ ከምዝርከብ እውን ተሓቢሩ፡፡ እቲ ሽጋራ ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ሃገር ክኣቱ ክብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓመታዊ ክብረ በዓል ማእኸል እዚ ዳሎል ይሳለጥ ኣሎ Desta Jul 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ክብረ በዓልን ስነ ስርዓት ኣፍልጦን ማእኸል እዚ ዳሎል ኣብ ከተማ ጅማ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላን ምክትል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጀነራል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽነር ደበሌ ቃበታ ንመራሕቲ ትካል ኣፍሪካ ዝወሃብ ፍሉይ ሽልማት ንምቕባል ናብ እንግሊዝ ኣምሪሖም Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉምሩኽ ደበሌ ቃበታ ንመራሕቲ ትካል ኣፍሪካ ዝወሃብ ፍሉይ ሽልማት ንምቕባል ናብ እንግሊዝ ኣምሪሖም። እቲ ሽልማት ጥንኩራት ትካላት ብምህናፅ ኣርኣያ ዝኾነ ስራሕ ንዝሰርሑ መራሕቲ ዓለም ለኻዊ ኣፍልጦን ሽልማትን ዝወሃብ ፍሉጥ መፅሄት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ለተማ ኣዲስ ኣበባ ን6 ኣዋርሕ ወሰኽ ክራይ ገዛ ምግባር ከምዘይከኣል ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ለተማ ኣዲስ ኣበባ ንዝቕፅሉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ወሰኽ ክራይ ገዛ ምግባር ከምኡ እውን ተኻራዪ ክወፅእ ምግባር ከምዘይከኣል ኣፍሊጡ። ካቢኔ እቲ ምምሕዳር ከተማ ምኽባር ናብራ ትሑት ኣታዊ ዘለዎም ነበርቲ እታ ከተማ ዘሕድሮ ፀዕንቶ ንምንካይ ወሰኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትግበራ ብሄራዊ መለለዪ መንነት ዝተጠናኸረ ዘፈር ፋይናንስ ንምህናፅ ከምዘኽእል ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትግበራ ብሄራዊ መታወቂያ (መለለዪ መንነት) ምጭብርባር ገንዘበ፣ ተበፃሕነት ግልጋሎት ፋይናንስ ብምውሳኽን ዝተመሓየሸ ስርዓት መረጋገፂ መንነት ብምዝርጋሕ ዝተጠናኸረ ዘፈር ፋይናንስ ንምህናፅ ከምዘኽእል ተሓቢሩ። ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተፃባእቲ ሓይሊታት ሱዳን ብዘይዝኾነ ይኹን ቅድመ ኩነት ዘላቒ ምቁራፅ ተኹሲ ንኽገብሩ ኢጋድ ኣተሓሳሲቡ Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፃባእቲ ሓይሊታት ሱዳን ብዘይዝኾነ ይኹን ቅድመ ኩነት ዘላቒ ምቁራፅ ተኹሲ ንኽገብሩ ትካል በይነ ምግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣተሓሳሲቡ። ኢጋድ ጎንፂ ሱዳን ንምፍታሕ ዘጣየሾ ኣኼባ መራሕቲ ኣርባዕተ ሃገራት ሎሚ ንጉሆ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ምስ ጉጅለ ሱፐርቪዢን ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ ፌዴራል ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ጉጅለ ሱፐርቪዢን ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ ፌዴራል ተዛቲየን። ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ከምዝገለፀኦ÷ ክረምታዊ ኣፈፃፀማ ስራሕቲ እቲ ምምሕዳር ከተማ ንምዕዛብን ንምሕጋዝን ምስ…
ቢዝነስ ሰብ ሃፍቲ ፖርቹጋል ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ Desta Jul 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ፖርቹጋል ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ። እቶም ሰብ ሃፍቲ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪን ናፃ ዞባዊ ንግዲ ድሬዳዋን ሃፍቶም ኢንቨስት ንክገብሩ ኣብ ዘኽእል ኩነታት ዘተ ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ኢትዮጵያ ክወፅኡ ኢሎም ዝነበሩ ዝተፈላለዩ ገንዘባት ወፃኢ ዓዲን መዐወንቲ እፃትን ተታሒዞም Desta Jul 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ኢትዮጵያ ክወፅኡ ኢሎም ዝነበሩ ዝተፈላለዩ ገንዘባት ወፃኢ ዓዲን መዐወንቲ እፃትን ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ከምዝተትሓዙ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ገንዘብ ናብ ዱባይ ክወፅእ ክብል ዝተትሓዘ ከምዝኾነ ብምግላፅ፥ 44…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ኲናት ጉድኣት ንዝበፅሖ ቤት ትምህርቲ ሓገዝ ተገይሩ Desta Jul 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተሳገርቲ ወሰን ተሳተፍቲ ኣገልግሎት ወለንታዊያን መናእሰይ ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ እንደርታ ብሰንኪ ኲናት ጉድኣት ንዝበፅሖ ቤት ትምህርቲ ደብረ መድሃኒት ሓገዝ እታዎታት ህንፀት ገይሮም። እቶም መናእሰይ ተኸላ ፈልሲን ደጋፍ ናውቲታት ትምህርቲን እውን…