ሩሲያ ፅዕንቶ ለውጢ ክሌማ ንምክልኻል ዓሊማ ኢትዮጵያ ንእትገብሮ ፃዕሪ ከምእትድግፍ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ፅዕንቶ ለውጢ ክሌማ ንምክልኻል ዓሊማ ኢትዮጵያ ንእትገብሮ ፃዕሪ ከምእትድግፍ ገሊፃ።
ኣምባሳደር እታ ሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌኒ ተርኪን፥ ለውጢ ክሌማ ኣብ ምቅናስ ሃፍቲ ማይ፣ ፈሪያት ግብርና ፅዕንቶ ብብምፍጣር ፈተና ከምዝኾነ ተግብርና ፅዕንቶ…