ኣይተ ደመቀ ኢትዮጵያ ንኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ እትገብሩ ደገፍ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ኣረጋጊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ምክትል ኣዶ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካሞኒክ ሳንዛባጋንዋ (ዶ/ር) ዘቲዮም።
ሞኒክ ሳንዛባጋንዋ (ዶ/ር) ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ዝካየድ ዘሎ…