መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ሕድሕድ ኩርናዕ እዛ ሃገር ንምሽፋን ዝዓለመ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዞባ ደቡብ ኦሞ ወረዳ ኝኣንጋቶም ሓምለዋይ ኣሰር ሎሚ መዓልቲ ኣንቢሮም።
መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ሕድሕድ ኩርናዕ እዛ ሃገር ንምሽፋን ዝዓለመ ኢዩ ክብሉ ድማ ገሊፆም።
ብተወሳኺ ኣብ ከምዚ ዝበለ ከባቢ…