ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ንምዝማን ግደ ዝተዋደዱ ፓርክታት ኣግሮ ኢንዱስትሪ ልዑል ኢዩ-ኣይተ መላኩ ኣለበል
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ንምዝማን ግደ ዝተዋደዱ ፓርክታት ኣግሮ ኢንዱስትሪ ልዑል ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበልገሊፆም።
ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ስትሪንግ ኮሚቴ ዝተዋደዱ ፓርክታት ኣግሮ ኢንዱስትሪ ፌዴራል ተሳሊጡ።
ኣይተ መላኩ…