Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

July 2023

ኣብ ዝኾነ ይኹን ጫፍ ኢትዮጵያ ዝተምሃርኩም ኩሉኹም ዝተምሃርኩምሎም ኣቢያተ ትምህቲ ሎሚ ናትኩም ሓገዝ ይጠልቡ ኣለዉ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝኾነ ይኹን ጫፍ ኢትዮጵያ ዝተምሃርኩም ኩሉኹም ዝተምሃርኩምሎም ኣቢያተ ትምህቲ ሎሚ ናትኩም ሓገዝ ይጠልቡ ኣለዉ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብተሳትፎ ኩሎም ዜጋታን ትካላትን መሰረተ…

ሓደ ውልቀ ሰብ ብምቕታል ኣስከሬኑ ቆራሪፆም ናብ ሽቓቕ ዝደርበዩ ተኸሰስቲ ብሞት ክቕፅዑ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)678 ሺሕ ብር ዘውፅእ ብልቓሕ ዝተሸጠ ምሸላ ባሕሪ ንውልቀ ረብሐኦም ንምውዓል ንበዓል ዋና እቲ ንብረት ብምቕታል ኣስከሬኑ ቆራሪፆም ናብ ሽቓቕ ዝደርበዩ ክልተ ተኸሰስቲ ብሞት ክቕፅዑ ተወሲኑ። እቲ ተግባር ኣብ ዞባ ሃዲያ ወረዳ ዱና ዝተፈፀመ ምዃኑ…

ኣብ ክረምቲ ኣዋርሕ 108 ሺሕ ዩኒት ደም ንምእካብ ከምዝተሃቀነ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክረምቲ ኣዋርሕ 108 ሺሕ ዩኒት ደም ንምእካብ ከምዝተሃቀነ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ደምን ህብረ ህዋስን ኢትዮጵያ ሃብታወሙ ታዬ ገሊፆም፡፡ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ክረምታዊ ወለንታ ልገሳ ደም ኣብ ከተማ ኣዳማ ምክያዱ ካብ ሚኒስቴር ጥዕና…

ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 3 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ወረዳ ምንጃር ሸንኮራ ቀበሌ ሳማ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሰለስተ ሰባት ሓሊፉ። እቲ ሓደጋ ካብ ከተማ ኣዳማ ናብ ኣረርቲ ሰባት ኣሳፊራ እናተጓዘት ዝነበረት መመላለሲት ህዝቢ ተሸከርካሪት ብምግልባጣ ዘጋጠመ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ ትራፊክ ዘተሓባብሩ 5 ሺሕ ወለንታውያን ወፍሪ ስራሕ ወሲዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ ትራፊክ ዘተሓባብሩ 5 ሺሕ ወለንታውያን ሎሚ መዓልቲ ወፍሪ ስራሕ ወሲዶም። እቲ ወፍሪ ኮሚሽ መተሓባበሪ ተሳትፎ ሕብረተሰብን ወለንታን እቲ ምምሕዳር ከተማ ኢዩ ሂቡዎም፡፡ ወለንታውያን…

ርክብ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ንምጥንኻር ዝዓለመ ጉዕዞ ባቡር ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ንምጥንኻር ዝዓለመ ጉዕዞ ባቡር ካብ ጅቡቲ ናብ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ትካል በይነ መንግስታትልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ)ን ኤምባሲ ኢትዮጵያን ኣብ ዘሰናድኡዎ ጉዕዞ 100 ዝኾኑ ልኡኻት ጅቡቲ ናብ ኢትዮጵያ ክጓዓዙ…

ኣብ ኬንያ ብዘጋጠመ ሓደጋ መኪና ብውሕዱ 48 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬንያ ብዘጋጠመ ናይ መኪና ሓደጋ ብውሕዱ 48 ሰባት ከምዝሞቱ ፖሊስ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ሓደጋ ኣብ ምዕራብ ኬንያ ኣብ እትርከብ ከተማ ከሪቾ ሓንቲ ኮንተይነር ፅዒና ዝነበረት ዓባይ መኪና ኣብ ሓደ ሰብ ብፃዕቒ ዝንቀሳቐሰሉ ቦታ ካብ ቁፅፅር…

ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ምስ ገለልተኛ ጉጅለ ገምጋም ፕሮግራማት ባንኪ ዓለም ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ምስ ገለልተኛ ጉጅለ ገምጋም ፕሮግራማት ባንኪ ዓለም ዘቲየን። እቲ ጉጅለ ካብ 2012 ክሳብ 2022 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበረ ተሳትፎ ዝገምገመ እንትኸውን፥ መስ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ከምዝራኸብ ትፅቢት…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝገብሮ ትካላዊ ሪፎርምን ምውፃእ ሕጊን ብመፅናዕቲን ምርምርን ዝተደገፈ ስራሕ ይስራሕ ኣሎ-ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንዝገብሮ ትካላዊ ሪፎርምን ምውፃእ ሕጊን ብመፅናዕቲን ምርምርን ዝተደገፈ ስራሕ ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ እቲ ባይሮ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። መበል ሳልሳይ ኮንፈረንስ መፅናዕቲን ምርምርን ፓርላማ  ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…

መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ላዕለዋይ መምርሒ ምርመራ ገበን ፖሊስ ፌዴራል ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን 2015 ዓ.ም ላዕለዋይ መምርሒ ምርመራ ገበን ፖሊስ ፌዴራል ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መርሃ ገብሪ ኣብ ዝተመዝገቡ ዓውታትን ፍፃመታት ለውጢን ዝጠመቱ ኢዮም ተባሂሉ። ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ…