Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2023

መራሕቲ ሃገራት ብሪክስ ሕቶ ምፅንባር ካልኦት 40 ሃገራት ንምውሳን ኣብ ቀፃሊ ሰሙን ክእከቡ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ሃገራት ኣባል ጉጅለ ብሪክስ ንዝመፅእ 22 ነሓሰ 2023 ዓ.ም.ፈ ኣብ ከተማ ጆሃንስበርግ ደቡብ ኣፍሪካ ተራኺቦም ከምዝዝትዩ ተገሊፁ። ኣባል ሃገራት ብሪክስ፥ ብራዚል፣ ሩስያ፣ ህንዲ፣ ቻይናን ደቡብ ኣፍሪካን ምዃነን ይፍለጥ። ቀንዲ…

ምላሽ ሕቶ ኣወዳድባ ንልምዓት እንበር ንሌባ ከይምችው ኩሉ ክረባረብ ይግባእ-ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምላሽ ሕቶ ኣወዳድባ ንልምዓትን ምዕባለን እንበር ንሌባ ከይምችው ኩሉ ክረባረብ ይግባእ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን  ኣገኘሁ ተሻገር ኣተሓሳሲቦም። እቶም ኣፈጉባኤ፥ ብመሰረት ሕገ መንግስቲ 6 ዞባታትን ሓሙሽተ ፍሉያት ወረዳታትን ኣብ ሓደ…

መበል 14 ምዕራፍ ውድድር ፋና ላምሮት ብኣፀደማርያም ያረጋል ሰዓራይነት ተዛዚሞ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ምዕራፍ ውድድር ተውህቦ ድምፃዊያን ፋና ላምሮት ብኣፀደማርያም ያረጋል ሰዓራይነት ተዛዚሞ። ንዝሓለፉ 8 ሰሙናት ብዳያኑን ብናይ ባዕሎም ሕሪያን ክወዳደሩ ዝፀንሑ ተወዳደርቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ፍፃመ፥ ትንሳኤ ስለሺ፣ ትዕግስት…

ዝተኸበሩ ሓወይ ሼኽ ሙሓመድ ቢን ዛይድ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ኣዝዩ ደስ ኢሉኒ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሕቡራት መንግስታት ዓረብ መሓመድ ቢን ዛይድ ኣል ናህያንን ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብቲ ስነስርዓት ምፍናው ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ን ሚኒስትር ጉዳያት…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብ3 ሺሕ ሜትሮ ውድድር መሰናክል ደቂ ተባዕቲዮ  ናብ ፍፃመ ሓሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃንጋሪ ቡዳፔስ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ፥ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብ3 ሺሕ ሜትሮ ውድድር መሰናክል ደቂ ተባዕቲዮ  ናብ ፍፃመ ሓሊፎም። ኣብ ምድብ ሓደ ዝተወዳደረ ኣትሌት ጌትነት ዋለ 8:19.99 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው…

ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ ኣይተ ተስፋዬ ይገዙ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ብምዃን ተሸይሞም። ብተወሳኺ ኣይተ ኣለማየሁ ባውዲ ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር…

ትካል ማሕበር ኣክሲዮን ልቓሕን ቁጠባን ኣዲስ ናብ ባንክነት ተሰጋጊሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ማሕበር ኣክሲዮን ልቓሕን ቁጠባን ኣዲስ ናብ ባንክነት ተሰጋጊሩ። "ስኬት ባንክ ኣክሲዮን ማሕበር" ብዝብል ስያመ ኢዩ ናብ ባንክነት ተሸጋጊሩ። ኣብቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ፥ ኣመሓዳሪ ብሄራዊ9 ባንኪ ማሞ ምህረቱን ከንቲባ ምምሕዳር…

መድረኽ ዘተ ሓዱሽ ወግዒ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ሓዱሽ ወግዒ ተሳሊጡ። እቲ መድረኽ፥ “የክረምት ትጋት የዓመት ልማት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ተሳሊጡ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ካቢኔን ኣለምፀሐይ ጳውሎስ፣ ኣተሓባባሪ ኮሚቴ ቴክኒክ ሓምለዋይ ኣሰር…

ኣይተ ጥላሁን ከበደ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ብምዃን ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ጥላሁን ከበደ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ብምዃን ተሸይሞም። ጉባኤ ምስረታ እቲ ክልል ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ውዕልኡ ሹመት ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልልን ኣፈጉባኤን ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ፥ ኣይተ ጥላሁን ከበደ ርእሰ ምምሕዳር…

ኣይተ እንዳሻው ጣሰው ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ማዕከላዊ ክልል ኢትዮጵያ ብምዃን ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ እንዳሻው ጣሰው ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ማዕከላዊ ክልል ኢትዮጵያ ብምዃን ተሸይሞም። ኣይተ እንዳሻው ኣባል ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ብዘይምዃኖም ኢዩ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር በምዃን ንክመርሑ ዝተመረፁ። ስለዝኾነ ካብ ነበር ርእሰ ምምሕዳር…