ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርክብ ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ዘጠናኽሩ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ Desta Aug 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ዘጠናኽሩ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ። ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል፥ ብምክትል ሚኒስትር ፋይናንስ ቻይና ሊያው ሚን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ብምቕባል ኣዘራሪቦም። ኣብ መንጎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ብራዚል ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢንቨስት ንክገብሩ ዘኽእል ሰምምዕነት ተፈፂሙ Desta Aug 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ብራዚል ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢንቨስት ንክገብሩ ዘኽእል ሰምምዕነት ተፈፂሙ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ መስ ኣምባሳደር ብራዚል ኣብ ኢትዮጵያ ጃንዲር ፌሬራ ዶሳንቶስ ዘቲዮም። ከልቲአን…
ስፓርት ካልኣይ ዙር ልኡኽ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት ኣምሪሑ Desta Aug 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዙር ልኡኽ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት ኣትዩ። እቲ ልኡኽ ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ንምስታፍ ኢዩ ተጓዒዙ። ካብ መንጎ ኣባላት እቲ ልኡኽ መዳሊያ ከምፅኡ ኢዮም ተባሂሎም ትፅቢት ዝግበረሎም ኣትሌት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ምላሽ ኣብ ምሃብ ዓለም ለኻዊ ምትሕብባር ኣድላዪ ኢዩ ተባሂሉ Desta Aug 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ምላሽ ኣብ ምሃብ ዓለም ለኻዊ ምትሕብባር ኣድላዪ ኢዩ ከብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። መበል 19 ጉባኤ ሚኒስትራት ሓለዋ ከባቢ ኣፍሪካ፥ ፀገማት ኣፍሪካ ንምፍታሕ ዕድላት…
ቢዝነስ ፕሬዚዳንት ኤምሬትስ ሕቡራት ዓረብ ክልቲኣዊ ርክብ ክብ ንምባል ፃዕሪ ከምዝገብሩ ኣረጋጊፆም Desta Aug 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኤምሬትስ ሕቡራት ዓረብ ሼኽ መሓመድ ቢን ዛይድ ኣል ናህያን ሃገሮም ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ክልቲኣዊ ርክብ ክብ ንምባል ፃዕሪ ከምዝገብሩ ኣረጋጊፆም። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኤምሬትስ ሕቡራት ዓረብ ዑመር ሁሴን፥ ደብዳበ ሹመቶም ኣብ ቤተ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ገማግም ባሕሪ ኬፕ ቨርደ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጀልባ ልዕሊ 60 ሰባት ደሃዮም ኣይተረኸበን Desta Aug 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምዕራብ ኣፍሪካ ገማግም ባሕሪ ኬፕ ቨርደ ዝተረኸበት ጀልባ ካብ ዝነበሩ ስደተኛታት ልዕሊ 60 ሞይቶም ክኾኑ ከምዝኽእሉ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሰኔጋል፥ እታ ጀልባ ብ10 ሓምለ ካብ ገጠር ፋስ ቦየ 101 ሰባት ፅዒና ከምዝተበገሰት…
ቢዝነስ ንዘበነ ምህርቲ 2015/16 ዝኸውን ዘበናዊ ዱኽዒ ካብ ወፃኢ ዓዲ ናይ ምጉዕዓዝ ስራሕ ተዛዚሙ Desta Aug 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2015/16 ዝኸውን ዘበናዊ ዱኽዒ ካብ ወፃኢ ዓዲ ናይ ምጉዕዓዝ ስራሕ ከምዝተዛዘመ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ግብርና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኮርፖሬሽን ናይ መወዳእታ ዝበሎ 500 ሺሕ ኩንታል ዩሪያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ከምዝበፅሐ…
ጥዕና ሕማም ኩሊት ንምክልኻል ዝሕግዙ ተግባራት Desta Aug 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምልክታት ከቢድ ሕማም ኩሊት እንታይ እንታይ ኢዮም? መበገሲ ምኽንያት ሕማም ኩሊት ብዙሓት ከምዝኾኑ ይግለፅ፡፡ ምስ እዚ ጎድና ጎድኒ ድማ እቲ ሕማም ከከምዝፀንሐሉ ደረጃ ዝተፈላለዩ ብርኪታት ምልክት ከምዝለዉዎ እውን ሰብሞያታት ሕክምና የብርሁ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትግራይ ከቢድ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ኣንፀላልዩዋ ኣሎ-ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ Desta Aug 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ከቢድ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ኣንፀላልዩ ከምዘሎ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። እቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ እቲ ዕስለ መበገሲኡ ካብ ከባቢታት ዓፋር እንትኾን ዞባታት ምብራቕ፣ ደቡብ ምብራቕን ደቡብን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 74 ኣባይቲን 160 ተሽከርከርቲን እንትዕገታ ልዕሊ 156 ሚሊየን ብር ድማ ብመንግስቲ ተወሪሱ Desta Aug 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ባጀት ዓመት 2015 ዓ.ም 689 ሚሊየን ብር፣ 74 ኣባይቲ፣ ሓደ ህንፃን 160 ተሽከርከርቲን እንትእገዳ ልዕሊ 156 ሚሊየን ብር ድማ ብመንግስቲ ከምዝተወረሰ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮ…