Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

September 2023

ኣብ ክረምታዊ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 7 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲታት ክንተክል ክኢልና – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተዛዘመ ክረምታዊ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 7 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲታት ከምዝተተኸሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝሓበሩዎ÷ ብርቱዓት ኣእዳው…

ንኢትዮጵያ ናብ ዝሐሸ ምዕራፍ ንምስግጋር ስርቂ ብቖራፅነት ክንቃለስ ኢና – ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃፍቲ ከይባኽንን ስርቂ ብቖራፅነት ብምቅላስን ንኢትዮጵያ ናብ ዝሐሸ ምዕራፍ ንምስግጋር ከምዝሰርሑ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ገሊፆም። ንላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ፓርቲ “ከእዳ ወደ ምንዳ'' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተሰናደአ ቀዳማይ ዙር ስልጠና…

ብሄራዊ ፓርክ ኣኽራናት ባሌ ብቅርስነት ዓለም ኣብ ዩኔስኮ ተመዝጊቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዝርከብ ብሄራዊ ፓርክ ኣኽራናት ባሌ ብቅርስነት ዓለም ኣብ ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህልን ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ዩኔስኮ) ተመዝጊቡ። እቲ ፓርክ ኣብ ኢትዮጵያ መበል ካልኣይ ኣብ ዓለም ድማ መበል 11 ግዙፍ ቅርሲ ብምዃን…

ኣብ ክልል ትግራይ ተቛሪፁ ዝፀንሐ ፈተና 12 ክፍሊ ካብ 29 መስከረም ጀሚሩ ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ካብ 2012 ዓ.ም ኣትሒዙ ተቛሪፁ ዝፀንሐ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ካብ ዝቕፅል 29 መስከረም ጀሚሩ ከምዝወሃብ ግልጋሎት ምዘናን ፈተናታትን ትምህርቲ ኣፍሊጡ። እቲ ግልጋሎት ኣወሃህባ እቲ ፈተና ኣመልኪቱ ምስ ሓለፍቲ ፖሊስ…

ኣሜሪካ ዝጠፍኣኣ ኤፍ -35 ጀታት ኲናት ትደሊ ከምዘላ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ዝጠፍኣኣ ኤፍ -35 ጀታት ኲናት ትደሊ ከምዘላ ተገሊፁ። ኣብ ደቡብ ካሮላይና ዝነቆጡ ኣባላት ሓይሊ ኣየር ኣሜሪካ፥ ህዝቢ ነተን ጀታት ወይ ስብርባር ኣብ ምድላይ ንክተሓባበር ሓቲቶም። ትማሊ ድሕሪ ቀትሪ ነቲ ጀት ዘብርሩ ዝነበሩ…

መበል 78 ጉባኤ ውሕመ ኣብ ጉዳይ ሩሲያን ዩክሬንን ብስፍሓት ክዝቲ ኢዩ ዘብል ትፅቢት ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣብዚ ሰሙን ኣብ ዘካይዶ መበል 78 ጉባኤ ውሕመ ኣብ ጉዳይ ሩሲያን ዩክሬንን ከምኡ እውን ኣብ ቅልውላው ክሌማዊ ለውጢ ብስፍሓት ክዝቲ ኢዩ ተባሂሉ። መበል 78 ሓፈሻዊ ጉባኤ መራሕቲ ውሕመ ኣብ ኣሜሪካ ከተማ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ትምህርቲ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ትምህርቲ ከምዝተጀመረ ቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ድማ ካብ 14 መስከረም ጀሚሩ ሩዕ ትምህርቲ ክጅመር ኢዩ ዘብል ትፅቢት ኣሎ። ምክትል ሓላፊ ቢሮ…

ኣብ ዝሓለፉ 4 ዓማውቲ ዓውዲ ሰደድ ንግዲ ወፃኢ ብማእኸላይ 7 ሚኢታዊት ምዕባለ ምምዝጋቡ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 4 ዓማውቲ ዓውዲ ሰደድ ንግዲ ወፃኢ ብማእኸላይ 7 ሚኢታዊት ምዕባለ ምምዝጋቡ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ገሊፁ። ልዑል ብፅሒት ዓውዲ ሕርሻ ከምዝሓዘ ዝገለፀ እቲ ሚኒስቴር፥ ብቀንዱ ቡን፣ ኣዝርእቲ ቅብኣትን ዕምበባን ልዑል ሰደድ ንግዲ…

ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብ ውድድር ጉያ ደቂ ኣኒስቲዮ 5 ሺሕ ሜትሮ ክብረ ወሰን ዓለም ሰይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ዳይመንድ ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ 5 ሺሕ ሜትሮ ክብረ ወሰን ዓለም ሰይራ። እታ ኣትሌት ነቲ ርሕቐት ብ14 ደቒቓ 00 ሴኮንድ 21 ማይክሮ ሴኮንድ ብምእታው ምዕዋታ ኣብ ኣትሌቲክስ ዓለም ዝረኸብናዮ…

መመዘኒታ ኣዋጅ ህንፃ እታ ከተማ ኣብ ልዕሊ ዘይኽተሉ ፕሮጀክታት ህንፃ ስጉምቲ ክውሰድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መመዘኒታ ኣዋጅ ህንፃ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ልዕሊ ዘይኽተሉ ኣብ ፕሮጀክታት ህንፃ ዝሳተፉ ኣልማዕቲ፣ ተቛረፅቲን ኣማኸርቲን ስጉምቲ ንምውሳድ ምድላው ከምዝገበረ በዓል መዚ ፍቓድን ቁፅፅርን ህንፀት እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ…