ባህር ዳር ከተማ ኣብ ካልኣይ ዙር ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኮንፌዴሬሽን ኣፍሪካ ዓወት ቀኒዑዋ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ባህር ዳር ከተማ ኣብ ካልኣይ ዙር ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኮንፌዴሬሽን ኣፍሪካ ዓወት ቀኒዑዋ።
ባህር ዳር ከተማ ምስ ቱኒዚያዊት ጋንታ ኣፍሪካን ዝገበረቶ ፀወታ 2 ን 0 ተዓዊታ።
ክልቲአን ሸቶታት ሃብታሙ ታደሰ ቅድሚ ዕረፍቲን ኣብ…