ዓለም ለኻዊ ዜናታት ግብፂ ናይ 3 መዓልቲ ብሄራዊ ሓዘን ኣዊጃ Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብፂ ኣብ ሞሮኮን ሊቢያን ብዘጋጠሙ ሓደጋታት ምሕዝነታ ንምግላፅ ናይ ሰለስተ መዓልቲ ብሄራዊ ሓዘን ኣዊጃ። ፕሬዚዳንት ግብፂ ኣብድልፈታህ ኣል ሲሲ÷ “ህዝቢ ግብፂ፤ ህዝቢ ሞሮኮን ሊቢያን ብዘጋጠመ ሓደጋ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ልባዊ ሓዘኑን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ ዛዕባ ኣተገባብራ ምትሕብባር ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኣባል ሃገራት ብሪክስ ትሳተፍ ኣላ Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ ዛዕባ ኣተገባብራ ምትሕብባር ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኣባል ሃገራት ብሪክስ ትሳተፍ ኣላ። ኣብቲ መድረኽ ንኢትዮጵያ ብምውካል ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ሙክታር ከድር (ዶ/ር) ተረኺቦም። ኣብ ደርባን ኩዋዙሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከይዲ ድህረ-ፍርያት እንሰት ምዝማን ዘኽእሉ ቴከኖሎጂታት ናይ ምምዕባል ስራሕ ከምዝተጀመረ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ድህረ-ፍርያት ተኽሊ እንሰት ዘቀላጥፍን ኣብ ከይዲ ምፍራይ ዝህሉ ፅዕንቶ ስራሕ ዝፈትሑ ቴከኖሎጂታት ናብ ስራሕ እናእተወ ምዃኑ ዩኒቨርሲቲ ኣርባ ምንጭ ገሊፁ። ከይዲ ድህረ-ፍርያት ተኽሊ እንሰት ንምዝማን ዘኽእል ዓለም ለኸ ዓውደ መፅናዕቲ ኣብ…
ቴክኖሎጂ ኣፕል ኣይፎን 15 ዝተብሃለ ሓዱሽ ተንቀሳቓሲ ስልኪ ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያ ኣፕል ‘ኣይፎን 15’ ዝተብሃለ ሓዱሽ ተንቀሳቓሲ ስልኪ ንተጠቀምቲ ዕላዊ ገይሩ፡፡ እቲ ኩባንያ÷ ነቲ ፍርያት ሓዱሽ ተንቀሳቓሲ ስልኪ ኣይፎን 15ን ኣይፎን 15 ፕላስን ሓዊሱ ኤይርፖዳት ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ዕዮ እቲ ትካል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ 2016 ዲጂታል ስርዓት መፍለዪ ተምሃሮ ተግባራዊ ከምዝግበር ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ምስ ብሄራዊ መርሃ ግብሪ መለለዪ መንንት (መታወቂያ) ብምትሕብባር ኣብ 2016 ዓ.ም ዲጂታል ስርዓት መፍለዩ ተምሃሮ (መታወቂያ ተምሃሪ) ተግባራዊ ከምዝግበር ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ዝሃቡዎ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኪም ናይ ኢደዙር ባዕዳዊ መግዛእቲ ንምቅላስ ኣብ ጎኒ ሩሲያ ጠተው ከምዝብሉ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሒ ሰሜን ኮሪያ ኪም ጆንግ ኡን ኣብ ዓለም ዝረአ ናይ ኢደዙር ባዕዳዊ መግዛእቲ (ኢምፔሪያሊዝም) ንምቅላስ ኣብ ጎኒ ሩሲያ ደው ከምዝብሉ ተዛሪቦም፡፡ ኪም ጆንግ ኡን ቮስቶቺኒ ኮስሞደድሮም ኣብ ዝረብሃለ ማእኸል ምርምር ጠፈር ሩሲያ ምስ ፕሬዚዳንት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሃገራት ኣብ ሊቢያ ብሓደጋ ውሕጅ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ሰብኣዊ ሓገዝ ይልእኻ ኣለዋ Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ሊቢያ ብሓደጋ ውሕጅ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ምልኣኽ ጀሚረን። ኣብዚ ሰሙን ኣብ ምብራቓዊ ግዝኣት ሊቢያ ከተማ ደርና ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ÷ ክሳብ ሕዚ 5 ሺሕን 300 ሰባት ንሕልፈት ከምዝተቓልዑ ተሓቢሩ፡፡…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ሊቢያ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ልዕሊ 2 ሽሕ ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ Desta Sep 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሊብያ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓያልን ኣዕናውን ህቦብላዊ ውሕጅ ኣሽሓት ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። ማዕኸን ሚዲያ ቢቢሲ ከምዝፀብፀቦ፥ ልዕሊ 2 ሽሕ ሞት፣ ኣሽሓት ከኣ ምጥፋእ ደሃይ ኣጋጢሙ። ጃለል ሃርቻዊ ዝተባህለ ሊብያዊ ሞያዊ፥ ቍፅሪ ዝሞቱ ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን መዓስከር ማዕገትቲ ከምዘይብሉ ኣፍሊጡ Desta Sep 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን መዓስከር ማዕገትቲ ከምዘይብሉ ኣፍሊጡ። እቲ እዚ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ክሳብ ሐዚ ዘለውዎ መዓስከራት መፅንሒ 5 ጥራሕ ከምዝኾኑ ኣብሪሁ። ንሳቶም እውን ኣብ ኮምቦልቻ፣ ጎንደር፣ ባሕርዳር፣ ሸዋ ሮቢትን ኣዋሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉድኣት ኣጋጢሙዎም ኣብ ሕክምና ንዝርከቡ ኣመራርሓን ኣባላትን ፖሊስ ውህብቶ ተበርኪቱሎም Desta Sep 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 መስከረም ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ሰላምን ደሕንነትን ኣብ ምንጋስ ብጅግንነት እንትቃለሱ ጉድኣት ኣጋጢሙዎም ኣብ ሕክምና ንዝርከቡ ኣመራርሓን ኣባላትን ፖሊስ ውህብቶ ተበርኪቱሎም። እቲ ውህብቶ ንሰንደቕ ዓላማን ልእላውነት ሃገርን ክብሉ ንዝኸፈልዎ መስዋእትነት ዝተውሃበ ከምዝኾነ…