Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

September 2023

ዋና ዳይሬክተር ትካል ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር ትካል ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም። እቶም ዋና ዳይረክተር ብቋንቋታት ትግርኛ፣…

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባርበመልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ርእስ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ጌታችው ረዳ ሓዱሽ ዓመት 2016 ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ መልእኽቶም፥ ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ንዘሎ መላእ ትግራዋይ እንኳዕ ኣብፀሐካ…

ሓዱሽ ዓመት ኢትዮጵያ ዓመተ 2016 ኣብ መላእ ሃገር ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓዱሽ ዓመት ዓመተ 2016 ኣብ መላእ ሃገር ብዝተፈላለየ ምድላው ይኽበር ኣሎ። እቲ ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር መራሕቲ ሃይማኖትን ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፊም። ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ…

ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋቂ ማህማት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋቂ ማህማት ንመላእ ኢትያዊያን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቲ ዓመት ንመላእ ህዝቢ ዘበነ ሰላምን ምዕባለን ንክኸውን ተመኒዮም። ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ብግደኦም…

ኢትዮጵያ ኣብ ሩባ ኣባይ ንሓደ ወገን ኣብ ዘዘምበሉ ስምምዓት ኣይትእገድን – ኣምባሳደር መለስ ኣለም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግድብ ህዳሴ በራዊ ተረባሕነት እቲ ዞባን ተፋሰስን ሃገራትን ዘረጋግፅ ፕሮጀክት ኢዩ ክብሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር መለስ ኣለም ገሊፆም፡፡ ኣምባሳደር መለስ ኣለም ÷ እቲ ግድቡ ኢትዮጵያውያን ብዙሓት ኮይኖም ከም ሓደ ኣብ…

ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት መልእኽቲ እንኳ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት መልእኽቲ እንኳ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ÷ “ንቕበሎ ሓዱሽ ዓመት 2016 ዓ.ም ግዝፈት ሃገርና ነረጋግፀሉ ንኽኸውን ኩሉ ብፅሒቱ ክዋፃእ ይግባእ” ኢሎም። ምኽዛን ፀገማት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ሚኒስትር ኣብ መልዕኽቶም፥ “ብፍቓድ ፈጣሪ 2015 ዓ.ም ሓሊፍና ናብ ሓዱሽ ዘበን በፂሕ፤ ኢትዮጵያ እውን ንውረድ ደይብ እናሰዓረት ተጓዒዛ” ኢሎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥…

ምልኢት ማይ ግድብ ህዳሰ ንተፋሰስ ሃገራት እኹል መጠን ማይ ክሓልፍ ብምግባር ዝተሳለጠ ኢዩ – ያእቆብ ኣርሳኖ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምልኢት ማይ ግድብ ህዳሰ ንታሕተዎት ተተፋሰስቲ ሃገራት እኹል መጠን ማይ ክሓልፍ ብምግባር ዝተሳለጠ ከምዝኾነ ኣብ ዩኒበርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ተማራማሪ ሃይድሮ ፖለቲክስን ኣባል ጉጅለ ተደራዳሪ ግድብ ህዳሰን ያእቆብ ኣርሳኖ (ዶ/ር) ገሊፆም። ራብዓይን…

ክርስቲያኖ ሮናልዶ ሆቴሉ ብሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬት ንዝተጎድኡ ዜጋታት መዕረፊ ክኸውን ፈቒዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክርስቲያኖ ሮናልዶ ኣብ ሞሮኮ ዝርከብ ናይ ውልቀ ሆቴሉ ብሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬት ንዝተጎድኡ ዜጋታት መዕረፊ ክኸውን ፈቒዱ፡፡ ቶክ ስፖርት ከምዝፀብፀቦ÷ ኣብ ሞሮኮ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬት ምሰጋጠመ ፖርቹጋላዊ ኮኾብ ተፃዋታይ ኣብ ማራካሽ ዝርከብ ሆቴሉ…

መዓልቲ ሓድነት ኣብ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ሓድነት ኣብ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ። ሎሚ መዓልቲ ብብርኪ ሃገር “ብሕብረት ዝተሃነፀት ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መዓልቲ ሓድነት ይኽበር ኣሎ። ኣብ ዝተፈላለያ ትካላት እተን ምምሕዳራት…