ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣቦታት ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓዲን ሓድነት ንክጉልብት ግደኦም ከምዝዋፅኡ ኣረጋጊፆም Desta Sep 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦታት ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓዲን ሓድነት ንክጉልብት ግደኦም ከምዝዋፅኡ ኣረጋጊፆም። ሎሚ መዓልቲ ብብርኪ ሃገር “ብሕብረት ዝተሃነፀት ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝኽበር ዘሎ መዓልቲ ሓድነት ምኽኒያት ብምግባር እቶም ኣቦታት ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓዲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “እቲ ዝረብሕ ብምጥንኻር ሓዱሽ ዓመት ክንቅበሎ ኣለና”-ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ Desta Sep 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወዕጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ሓዱሽ ዓመት 2016 ዓ.ም ምኽኒያት ብምግባር ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር 21 ጊዘ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ Desta Sep 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዓመት 2016 ዓ.ም ምኽኒያት ብምግባር 21 ጊዘ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ። ፅባሕ ንጎሆ 12 ሰዓት እቲ መድፍዕ ከምዝትኮስ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግዱሳት ተጋሩ 1 ነጥቢ 4 ሚልየን ብር ዝግመት ናውቲታት ትምህርቲ ሓጊዞም Desta Sep 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዱሳት ተወለድቲ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ብ1 ነጥቢ 4 ሚልየን ብር ዝተዓደጉ ናውቲ ትምህርቲ ሓጊዞም። እቶም ተቐማጦ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ድያስፖራ ተወለድቲ እቲ ወረዳን ካልኦት ግዱሳት ወገናትን ብምትሕብባር ኢዮም እቲ ደገፍ ኣበርኪቶም። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሓዱሽ ዓመት ሓፁር ኣፈላላይ ብምፍራስ ሓውልቲ ሓድነት እንተኽለሉ ኢዩ- ኣፈ-ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር Desta Sep 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓዱሽ ዓመት ሓፁር ኣፈላላይ ብምፍራስ ሓውልቲ ሓድነት እንተኽለሉ ኢዩ ክብሉ ኣፈ-ጉባኤ ቤት መኽሪ ፌዴሬሸን ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። ኣብ 2016 ተስፋ ዝፅነሰሉ፣ ካብ ዝሓለፈ ፈተናን ዓወትን ብምምሃር ንዝሓሸ ለውጢን ሓዱሽ ተስፋን ንባዕልትና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “መዓልቲ ሓድነት” ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ Desta Sep 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) “መዓልቲ ሓድነት” ብብብርኪ ሃገር ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ። እቲ ዕለት፥ ብሕብረት ዝተሃነፀት ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብመንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ትካላት ዝኽበር ዘሎ። ክብሪ ሓድነት ንምጉልባት፣ ሓድነት ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 11 ስነ-ስርዓት ሽልማት ናይዚ ዓመት `በጎ ሰው` ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ ጳጉሜን 5 ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 11 ስነ-ስርዓት ሽልማት ናይዚ ዓመት `በጎ ሰው` ተኻይዱ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ሽልማት÷ ንኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም ቅንዕ ንኽትብል ንዝገበሩን ዝተፈላለዩ ሰናይ ስራሕቲ ንዝወገኑ ሰባት ኣፍልጦ ተዋሂቡ። ኣብ ዝሓለፉ 10 ዓመታት ብዝተገበሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ዝተሰናደአ ብሄራዊ መርሃ ግብሪ ፀሎት ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ዝተሰናደአ ብሄራዊ መርሃ ግብሪ ፀሎት ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት ይካየድ ኣሎ። እቲ መርሃ ግብሪ ፀሎት÷ ሓዱሽ ዓመት 2016 ዓመተ ምህረት ብይቅርታን ብዕርቂን ንምቕባል ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ኣብቲ መርሃ…
ስፓርት ኣብ ፍርቂ ማራቶን ኒውካስል ኣትሌት ታምራት ቶላ ተዓዊቱ Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጳጉሜን ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እንግሊዝ ከተማ ኒውካስል ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኣትሌት ታምራት ቶላ ተዓዊቱ። ኣትሌት ታምራት ቶላ ነቲ ርሕቐት 59 ደቒቕን 58 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ኢዩ ቀዳማይ ወፂኡ፡፡ ካሊእ ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ሙክታር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሰናይ ስነ-ምግባር ዝተሃነፀ ሃገር ዝርከብ ዜጋ ንምፍራይ ዝጀመርናዮ ስራሕ ኣጠናኺርና ክንቅፅል ኢና – ኣቦታት ሃይማኖት Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወለዶ ብስነ-ምግባር ብምህናፅ ሃገር ተረካቢ ዜጋ ንምፍራይ ዝጀመርናዮ ስራሕ ኣጠናኺርና ክንቅፅል ኢና ክብሉ ኣቦታት ሃይማኖት ገሊፆም፡፡ 5 ጳጉሜን መዓልቲ ትውልዲ "ኢትዮጵያ ድምር ወለዶታት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት እናተኸበረ…