ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ንምቕፃል በቢመድረኹ መስዋእትነት ምኽፋል ከምዝግባእ ተሓቢሩ Desta Sep 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልዑል ተጋድሎ ጀጋኑ ኢትዮጵያዎያን ደው ዝበለት ሃገር ንምቕፃል በቢመድረኹ መስዋእትነት ምኽፋል ከምዝግባእ ተሓቢሩ። መዓልቲ መስዋእትነት 2 ጳጉሜን፥ "ብመስዋዕትነት እትፀንዕ ሃገር!" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብብርኪ ሃገር ይኽበር ኣሎ። ኣባላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት ፀፅታን ድሕንነትን ንህብታት ኢትዮጵያ መስዋእትነት ዝኸፍላ ኢየን- ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ Desta Sep 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ፀፅታን ድሕንነትን ንህብታት ኢትዮጵያ መስዋእትነት ዝኸፍላ ኢየን ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ተዛሪቦም። መዓልቲ መስዋእትነት 2 ጳጉሜን፥ "ብመስዋዕትነት እትፀንዕ ሃገር!" ብዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ መስዋእትነት 2 ጳጉሜን ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ Desta Sep 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ መስዋእትነት 2 ጳጉሜን ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ። እቲ ዕለት፥ "ብመስዋዕትነት እትፀንዕ ሃገር!" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ኣብ ክልላት ጋምቤላ፣ ቤኒሻንጉል ጉሙዝ፣ ሃረሪ፣ ኦሮሚያ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም ልዑል ዓቕሚ ምፍራይ መዓር ካብ ዘለወን 10 ሃገራት ሓንቲ ኢያ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) Desta Sep 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም ልዑል ዓቕሚ ምፍራይ መዓር ካብ ዘለወን 10 ሃገራት ሓንቲ ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ዝጀመርናዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ባንዴራኣ ልዕል ዘብሉ ሓይሊታት ፀፅታን ዜጋታትን ኣለውዋ ክብል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ገሊፁ Desta Sep 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ባንዴራኣ ልዕል ዘብሉ ሓይሊታት ፀፅታን ዜጋታትን ኣለውዋ ክብል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን "ብመስዋዕትነት እትፀንዕ ሃገር!" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተን ልዝብን የሳልጥ ኣሎ። መስዋዕትነት ሃፍቲን ፍልጠትን ንክብሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ትውልዲታት ኣብ ከይዲ ዘበናት ብዘኹርዕ ተጋድሎኦም ዘፅንዕዋ ቤትና ኢያ-መንግስቲ Desta Sep 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ትውልዲታት ኣብ ከይዲ ዘበናት ብዘኹርዕ ተጋድሎኦም ዘፅንዕዋ ቤትና ኢያ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እቲ ቤት ዕዮ ሎሚ ዝኽበር ዘሎ መዓልቲ መስዋእትነት ምኽኒያት ብመግባር መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። ኣብ መልእኽቱ፥ እዛ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሃረር ዝተወለዐ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ጉድኣት ኣብፂሑ Desta Sep 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሃረር ዝተወለዐ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ጉድኣት ኣብፂሑ። እቲ ባርዕ ሓዊ ኣብ ከባቢ ሸዋ በር “ታይዋን” ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ሰፈር ለይቲ ሰዓት 10 ከምዘጋጠመ ተገሊፁ። ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኦርዲን በድሪ፥ እቲ ከባቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ መስዋእትነት 2 ጳጉሜን ብብርኪ ሃገር ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ Desta Sep 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ መስዋእትነት 2 ጳጉሜን ብብርኪ ሃገር ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ። እቲ ዕለት፥ "ብመስዋዕትነት እትፀንዕ ሃገር!" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ሰዓት 5 ቅድሚ ቀትሪ ኩሉ ኢትዮጵያዊ ኣብ ዘለዎ ደው ብምባል የማናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ መስዋእትነት 2 ጳጉሜን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ Desta Sep 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) መዓልቲ መስዋእትነት 2 ጳጉሜን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ። እቲ ዕለት፥ "ብመስዋዕትነት እትፀንዕ ሃገር!" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣመራርሓ እታ ከተማ ኣብ ዝተረኸብሉ ደም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መመሓየሺ ሪፎርም ስርዓት ምሕደራን ግልጋሎትን መንግስቲ ኣብ ዝተመረፁ ትካላት ክትግበር ኢዩ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት መመሓየሺ ሪፎርም ስርዓት ምሕደራን ግልጋሎትን መንግስቲ ኣብ ዝተመረፁ ትካላት ከምዝትግበር ኮሚሽነር ሲቪል ሰርቪስ መኩሪያ ኃይሌ (ዶ/ር) ተዛሪቦም፡፡ እቲ ሪፎርም ብፍላይ ኣወሃህባ ግልጋሎት መንግስቲ ኣብ ምምሕያሽ ዝሐሸ…