ኣብ ዝተኸልከሉ መገዲታት እናተንቀሳቐሱ ኣብ ልዕሊ ዝተረኸቡ 687 ተሽከርከርቲ ስጉምቲ ተወሲዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተኸልከሉ መገዲታት እናተንቀሳቐሱ ኣብ ልዕሊ ዝተረኸቡ 687 ተሽከርከርቲ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ኤጀንሲ ማኔጅመንት ትራፊክ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ፡፡
ስጉምቲ ዝተወሰዶም ተሽከርከርቲ ኣብታ ከተማ 5 ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣብ ሰዓት መእተዊ ስራሕን…