Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

October 2023

ኣብ ሃረማያ ሓንቲ ኣደ ብሓደ ግዘ 4 ማናቱ ተገላጊላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወረዳ ሃረማያ ሓንቲ ኣደ ብሓደ ግዘ ኣርባዕተ ማናቱ ብሰላም ተገላጊላ። ኣብቲ ወረዳ ቀበሌ ሸሪፍ ካሊድ ነባሪት ዝኾነት ወይዘሮ ማሪያ መሓመድ ሙሜ ÷ ሎሚ ንጉሆ ኢያ ኣብ ሆስፒታል ሃረማያ ብሓደ ግዘ ኣርባዕተ ቆልዑት ተገላጊላ ዘላ፡፡…

ኢትዮጵያን ስዑድ ዓረብን ኣብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ ብሓባር ክሰርሓ ኣብ ዝኽእላሉ ጉዳያት ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ስዑድ ዓረብን ኣብ ዓውዲ ቴክኖሎጂን ዲጂታል ቴክኖሎጂን ብሓባር ክሰርሓ ኣብ ዝኽእላሉ ጉዳያት ተዛቲየን። ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሁሪያ ኣሊ ምስ ገዛኢ በዓል መዚ ምምሕዳር ስዑድ ዓረብ ኣሕመድ ኣልሳዋን (ኢንጂነር)…

413 ኢትዮጵያውያን ፍልሰተኛታት ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)413 ኢትዮጵያውያን ፍልሰተኛታት ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ትማሊ ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ፍልሰተኛታት እተን 164 ደቂ ኣንስትዮ እንትኾና 249 ድማ ደቂ ተባዕትዮ ኢዮም ተባሂሎም፡፡ እቶም ፍልሰተኛታት ብበዝሒ ኣብ ጅቡቲ…

ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ እምነት እንትስእኑ ውክልነኦም ዝለዓለሉ ረቂቕ መምርሒ ተሰናዲኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብዝመረፆም ህዝቢ እምነት ኣብ ዝስእኑሉ እዋን ውክልነኦም ኣብ ዝለዓለሉ ከይዲታት ዘድሀበ ረቂቕ መምርሒ ተሰናዲኡ። ዜጋታት ብዝመረፁዎ ተወካሊኦም እምነት ዝስእኑ እንተኾይኖም ሕቶ ይውረደልና…

ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ፕላንንን ልምዓትን ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ኢኒስቲትዩት ቶኒ ብሌይር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ፕላንንን ልምዓትን ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ኢኒስቲትዩት ቶኒ ብሌይር ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ጠሚቶም ተዛቲዮም። ኢኒስቲትዩት ቶኒ ብሌይር÷ ኣብ ዓውዲ ምድላው ትልሚ፣ ክትትልን ገምጋምን ኢንቨስትመንት ከምኡ…

ቻይና ጎንፂ እስራኤል – ሓማስ ንምቁራፅ ነሸማግል ክትብል ንግብፂ ፃውዒት ኣቕሪባትላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ጎንፂ እስራኤል - ሓማስ ኣዚዩ ከምዘተሓሳሰባን ነተን ሃገራት ምስ ግብፂ ብምዃን ክተሸማግለን ከምትደሊን ገሊፃ። ፍሉይ ልኡኽ ጉዳያት ማእኸላይ ምብራቕ ቻይና ዣይ ጁን ከምዝበሉዎ÷ ብፍላይ እቲ ኲናት ኣብ ሞንጎ ክልቲኦም ወገናት ካብ ዝውላዕ…

ተረፍ ስትራቴጂ ስራሕቲ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ንምቅልጣፍ ዝዓለመ ምኽክር ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዋና ዳይሬክተር ምሕደራ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ተረፍ ስትራቴጂ ስራሕቲ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ንምቅልጣፍ ዝዓለመ ምኽክር ኣካይዶም። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ንዓወት ዲጂታል…

ኣፍጋኒስታን ካልኣይ ግዘ ብከቢድ ርዕደ መሬት ተጠቒዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍጋኒስታን ኣብ መዓልቲታት ኣፈላላይ ንካልኣይ ግዘ ብከቢድ ርዕደ መሬት ተጠቒዓ። ብሬክተር ስኬል 6 ነጥቢ 3 ዝተመዝገበ ከቢድ ርዕደ መሬት÷ ኣብ ግዝኣት ሄራት ካብ ዘጋጠመን ልዕሊ 2 ሺሕን 400 ሰባት ንሕልፈት ካብ ዘቃለዐ ድሕሪ ሒደት…

ኣብ ኣፍሪካ ደቂ ኣንስትዮ ብምግራዝ ኣብ ዓመት 44 ሺሕ ጎራዙ ህይወተን ይስእና – መፅናዕቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ብምኽንያት ምግራዝ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዓመት 44 ሺሕ ዝኾና ጎራዙ ህይወተን ከምዝስእና ሓደ መፅናዕቲ ኣመልኪቱ። ዕላዊ ዝኾነ ውፅኢት መፅናዕቲ ትኹረት ዝገበረ÷ ኢትዮጵያ ፣ ቤኒን ፣ ቡርኪና ፋሶ ፣ ካሜሩን ፣ ቻድ ፣ ኮት ዲቯር ፣…

ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ጋዛን ዌስት ባንክን ኮሪደራት ሰብኣዊ ሓገዝ ንምኽፋት ስራሕ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ጋዛን ዌስት ባንክን ኮሪደራት ሰብኣዊ ሓገዝ ንምኽፋት ስራሕ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሪደራት ሰብኣዊ ሓገዝ እንትኽፈት ኲናት እስራኤልን ሃማስን ኣብ ዝካየደሎም ከባታት ወሽመጥ ጋዛን ዌስት…