Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

November 2023

ኣብ ጎንደር ስልጠና ተሃድሶ ዝተኸታተሉ መናእሰይ ናብ ሕብረተሰብ ተፀምቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጎንደር ስልጠና ተሃድሶ ዝተኸታተሉ መናእሰይ ካብ ስሕተቶም ተኣሪሞም ናብ ሕብረተሰብ ከምዝተፀምበሩ ተገሊፁ። “ብዝተሰሓሓተ መገዲ ኣብ ተግባራት ጎንፂን ህውከትን ብምውፋር ህዝቢን መንግስቲ ምብዳልና ግቡእ ከምዘይኮነ ብምግንዛብ ኣብ ቀፃሊ ሰላም…

ን7 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዜጋታት ሓገዝ ናይ ምብፃሕ ስራሕ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ን7 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዜጋታት ሓገዝ ናይ ምብፃሕ ስራሕ እናተሰርሐ ምዃኑ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ገሊፁ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ኣምባሳደር ሽፈራው ተክለማርያም (ዶ/ር) ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ብዓርሰ ዓቕሚ ንተረዳእቲ ሓገዝ ናይ ምቕራብ…

ኣብ ዝሓለፉ 3 ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ብዝተለኣኸ ገንዘብ ልዕሊ 1 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት ካብ ወፃኢ ሃገራት ናብ ኢትዮጵያ ካብ ዝተለኣኸ ገንዘብ (ሬሚታንስ) ልዕሊ 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ንኽርከብ ሓገዝ ከምዝተገበረ ተገሊፁ። ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ርክብ ወፃኢን ሰላምን÷ ኣፈፃፅማ…

ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊ ኣብ ልዕሊ ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ስጉምቲ ወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊ ኣብ ልዕሊ ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ስጉምቲ ከምዝወሰደ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ደቡብ ምዕራብ ሸዋ፣ ሰበታ፣ ሃዋስን ቀርሳ ማሌማን ኣብ ዝተባህሉ ከባቢታት እናተንቀሳቐሰ ሰላም ሕብረተሰብ እናሃወኹ ኣብ ዝነበሩ ኣባላት እቲ ግብረ ራዕዲ…

ሳይንስ ሙዚዬም ንኣፍሪካ ኣብ ዓውዲ ሳይንስ ንቕድሚት ንምስጋር ልዑል ግደ ከምዘለዎ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ሳይንስ ሙዚዬም ንኣፍሪካ ኣብ ዓውዲ ሳይንስ ንቕድሚት ንምስጋር ሓዱሽ ምዕራፍ ከምዝፍት ኣባላት ፓርላማ ፓን አፍሪካ ገሊፆም፡፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሓበራዊ ኣኼበኦም እናካየዱ ዝርከቡ ቀወምቲ ኮሚቴታት ኣባላት ፓርላማ ፓን አፍሪካ ኣብ ሳይንስ ሙዚዬምን…

“ካብ ዕዳ ናብ ምንዳ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝተፈላለዩ ማእኸላት እናተውሃበ ዝፀንሐ ስልጠና ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ካብ ዕዳ ናብ ምንዳ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝተፈላለዩ ማእኸላት እናተውሃበ ዝፀንሐ ሳልሳይ ዙር ስልጠና ዓቕሚ ህንፀት ኣመራርሓ መንግስቲ ተዛዚሙ። 3ይ ዙር ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ካብ መላእ ሃገር ንዝተውፃእፅኡ ኣመራርሓ መንግስቲ ንዝሓለፉ 12…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ኩባ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ኢትዮጵያ ምስ ዝመፅኡ ምክትል ፕሬዚዳንት ኩባ ሳልቫዶር ቫልዴዝ ሜሳ ክልተኣዊ ልዝብ ኣካይዶም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ክልቲኦም ወገናት ኣብ ዓውዲ ሕክምና፣ ግልጋሎት ቱሪዝም፣ ትምህርቲን…

ኢትዮጵያ ንመበል 28 ዓለም ለኸ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ልዑል ምድላው ከምዝገበረት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንመበል 28 ዓለም ለኸ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ንምስታፍ ልዑል ምድላው ከምዝገበረት ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ኣፍሊጡ። ኣብ ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ካብ 20 ሕዳር ክሳብ 2 ታሕሳስ ዝካየድ እቲ ጉባኤ÷ ብሰለስተ ምዕራፋት ዝተኸፈሉ ዝተፈላለዩ…

ብልምዓት መስኖ ስርናይ ሓጋይ ክሳብ ሕዚ 800 ሺሕ ሄክታር ብዘርኢ ከምዝተሸፈነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልምዓት መስኖ ስርናይ ሓጋይ እዚ ዓመት ካብ ዝተሓሰበ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ክሳብ ሕዚ 800 ሺሕ ሄክታር ብዘርኢ ከምዝተሸፈነ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም። ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ንይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ብግደአን÷…

ሰብ ሃፍቲ ህንዲ ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቂሊንጦ መዋእለ ንዋዮም ናይ ምፍሰሳስ ድሌት ከምዘለዎም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፋርማሲዩቲካል ማኑፋክቸሪንግ ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ህንዲ ኣብ 279 ሄክታር መሬት ኣብ ዝዓረፈ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቂሊንጦ ብምውፋር መዋእለ ንዋዮም ናይ ምፍሰሳስ ድሌት ከምዘለዎም ገሊፆም። እቶም ሰብ ሃፍቲ ድሌቶም ዝገለፁ÷ መሰረተ ልምዓት፣…