ስፓርት ዋና ፀሓፊት ፊፋ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ድሬዳዋ ኣቲየን Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊት ማሕበር ኩዕሾ እግሪ (ፊፋ) ፋጡማ ሳሞራይ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣማሲየን ናብ ድሬዳዋ ኣቲየን። እተን ዋና ፀሓፊት ኣማሲየን ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ድሬዳዋ እንትበፅሓ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ከድር ጁሃርን ኣባላት ካቢኔ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ሕጊ ንዝነበሩ ኣካላት እናተውሃበ ዝፀንሐ ስልጠና ተሃድሶ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣጋጢሙ ብዝነበረ ፀገም ፀፅታ ብቐጥታ ይኹን ብተዘዋዋሪ መገዲ ብናዕቢን ግርግር ተጠርጢሮም ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ሕጊ ንዝነበሩ ኣካላት እናተውሃበ ዝፀንሐ ስልጠና ተሃድሶ ተዛዚሙ። ሰላም እቲ ክልል ናብ ዝነበሮ ንምምላስን ድሕንነት ህዝቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኣፍሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ሪታ ላራንጂንሃ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሕብርት ኣውሮፓ ዘለፖ ርክብ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምሁራን ታሪኽ ኣብ ሙዝየም ዜሮ ኪሎ ሜትሮ ዓድዋ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሁራን ታሪኽ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባን ኣመራርሓታትን ሰብ ሞያን በዓል መዚ ሓለዋ ሓድጊ ኢትዮጵያን ኣብ ሙዝየም ዜሮ ኪሎ ሜትሮ ዓድዋ ዑደት ገይሮም። ጎድና ጎድኒ እቲ ዑደት ድማ እቶም ምሁራን ኩርዓት መላእ ኣፍሪካውያን ዝኾነ ህንፀት ዓድዋ ሙዝየም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ዛዕባ ምሕላው ፅሬት ንምቅልጣፍ ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለም ዛዕባ ሓለዋ ፅሬት ማይ፣ ከባቢን ውልቀ ፅሬትን (ዋሽ) ንምቅልጣፍ ብሓባር ንምስራሕ ከምዝተስማዕምዑ ተገሊፁ፡፡ ሚኒስቴር ገንዘብ ምስ ባንኪ ዓለም ብምትሕብባር ጎድና ጎድኒ ጉባኤ መራሕቲ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ (ዋሽ)…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 11 ኤ350-900 ኣውሮፕላናት ንምእዛዝ ምስ ኤር ባስ ስምምዕነት ተፈራሪሙ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 11 ኤ350-900 ኣውሮፕላናት ንምእዛዝ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ምስ ኣፍራዪ ኣውሮፕላናት ኤር ባስ ተፈራሪሙ። እቲ ምምዕነት ተወሰኽቲ ሽዱሽተ ኣውሮፕላላንት ናይ ምግዛእ ኣማራፂ ኣብ ውሽጡ ዘካተተ ከምዝኾነ ካብቲ መገዲ ኣየር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ስዑድ ዓረብ ንመጣየሺ ካብ ስደት ተመለስቲ ዝውዕል ፕሮጀክት ሓገዝ 1 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ስዑድ ዓረብ ንመጣየሺ ካብ ስደት ተመለስቲ ዝውዕል ፕሮጀክት ሓገዝ 1 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ምግባሩ ኣፍሊጡ። እቲ ሓገዝ ካብ ስዑድ ዓረብ ዝምለሱ ልዕሊ 18 ሺሕ ዜጋታት ንምቕባልን ኣብ መዕቖቢ ብዝዓርፉ ተመለስቲ ሰብኣዊ ሓገዛት ንመሃብ ከምኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ መበል 13 ፎረም መናእሰይ ዩኔስኮ ትሳተፍ ኣላ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ኣብ 13 ፎረም መናእሰይ ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን (ዩኔስኮ) ውሕመ ይሳተፋ ኣለዋ። እቲ ፎረም ክሌማዊ ለውጢ እናስዐቦ ዝርከብ ፅዕንቶ ንምፅዋር ኣብ ግደ መናእሰይ ትኹረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሪፐብሊክ ሱዳን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሪፐብሊክ ሱዳን ጀነራል ኣብዱልፈታህ ኣልቡርሃን ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ሓበራዊ ኣብ ዝኾኑ እዋናዊ ጉዳያት ትኹረት ከምዝገበረ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2ይ ዝተዋደደ ምላሽ ማዕቐፍ ሕጊ ጉዳይ ፍልሰተኛታት ኢጋድ ዝተመልከተ ዓውደ መፅናዕቲ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)2ይ ዝተዋደደ ምላሽ ጉዳይ ፍልሰተኛታት በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ማዕቐፍ ሕጊ ዝተመልከተ ዓውደ መፅናዕቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኢጋድ ቀዳማይ ጉዳይ ምላሽ ማዕቐፍ ሕጊ ፍልሰተኛታት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ…