ብብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ መበል 42 ኮንፈረንስ ዩኔስኮ ይሳተፍ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ትምህርቲ ብብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ መበል 42 ሓፈሻዊ ኮንፈረንስ ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህልሊን (ዩኔስኮ)ይሳተፍ ኣሎ።
ኣብቲ ኮንፈረንስ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓመታት ኣብ ዘፈራት ዩኔስኮ…