ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ ናብ ህዋ ዘወንጨፈተን ሳተላይታት ልኡኸን ብዕውት ኩነታት ምዝዛመን ተገሊፁ Desta Nov 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ናብ ህዋ ዘወንጨፈተን ሳተላይታት ልኡኸን ብዕውት ኩነታት ምዝዛመን ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ጂኦስፓሻልን ገሊፁ። ኢትዮጵያ ETRSS-02 ብዝብል ስያመ ዝተውሃባ ሳልሰይቲ ሳተላይት ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓማውቲ ንምውንጫፍ ኣብ ምድላው ከምዘላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕማም ሸሮኽ (ኮሌራ) ኣብ ትግራይ ከምዘጋጠመ ግዝያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ Desta Nov 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሕማም ሸሮኽ (ኮሌራ) ኣብ ትግራይ ከምዘጋጠመ ኣፍሊጡ። እቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ኣብ ዘውፅኦ እዋናዊ መግለፂ፥ እቲ ሕማም ካብ ዝሓለፉ መዓልታት ጀሚሩ ኣብ ዝተፈላለያ ከባቢታት ዞባ ደቡብ ትግራይ ከም ዝተርኣየን ክሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መቐለ ልዕሊ 44 ኪሎ ሜትሮ ስራሕቲ ህንፀት ኣስፋልት ይሳለጥ ኣሎ Desta Nov 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዚያዊ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ብልዕሊ 6 ነጥቢ 2 ቢልየን ብር ልዕሊ 44 ኪሎ ሜትሮ ስራሕቲ ህንፀት ኣስፋልት የሳለጥ ከም ዘሎ ተገሊፁ። ከንቲባ ግዚያዊ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ኣይተ ኤልያስ ካሕሳይ፥ እቲ ፅርግያ ምስ ሱር ኮንስትራክሽን ብምዃን…
ስፓርት ሕፁያት ኮኾብ ተፃዋታይ ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካ 2023 ዕላዊ ኮይኑ Desta Nov 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕፁያት ኮኾብ ተፃዋታይ ኩዕሶ እግሪ ኮንፌዴሬሽን ኣፍሪካ(ካፍ) 2023 ዕላዊ ኮይኑ። ኣብቲ ዝርዝር 30 ተፃወትቲ ብሕፁይነት ዝቐረቡ እንትኾኑ፥ 20 ዝኾኑ ኣብ ጋንታታት ኣፍሪካ ዝፃወቱ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ካብ መንጎ እቶም ዝርዝር፥ ሞሃመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ፀገም ፀፅታ ተዛሚዱ ኣብ ቁፅፅር ዝወዓሉ ልዕሊ 1 ሺሕ ሰባት ስልጠና ተሃድሶ ብምውሳድ ናብ ስድረኦም ከምዝተሓወሱ ተገሊፁ Desta Nov 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ምስ ፀገም ፀፅታ ተዛሚዱ ኣብ ቁፅፅር ዝወዓሉ 1 ሺሕን 52 ሰባት ስልጠና ተሃድሶ ብምውሳድ ናብ ስድረኦም ከምዝተሓወሱ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ላዕለዋይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝኾኑ ዲፕሎማታት ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ምንቅስቓስ ቱሪዝም ብዝምልከት መብርሂ ተዋሂቡዎም Desta Nov 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ቱሪዝም ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝኾኑ ዲፕሎማታትን ኣምባሳደራትን ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ምንቅስቓስ ቱሪዝም ብዝምልከት መብርሂ ሂቡ። ሚኒስትር ዴኤታ ስለሺ ግርማ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ብሃፍቲ ቱሪዝም ፈላሞት ካብ ዝበሃላ ሃገራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ስምምዕ ሰላም ብምዝማድ ኣብ ኣፈፃፅማ ፍኖተ ካርታ ናይሮቢ ዝተመዝገቡ ተግባራት ንኢዱ Desta Nov 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ስምምዕ ሰላም ብምዝማድ ኣብ ኣፈፃፅማ ፍኖተ ካርታ ናይሮቢ ዝተመዝገቡ ተግባራት ንኢዱ። ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሃመት መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ንዘላቒ ሰላም ዝገበርዎ ስምምዕነት ኣብዚ ዕለት ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዋይ መምርሒ እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ሕገ መንግስታዊ ስርዓት ካብ ምፍራስ ኣድሒኑ ኢዩ-መንግስቲ Desta Nov 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ መምርሒ እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ሕገ መንግስታዊ ስርዓት ካብ ምፍራስ ኣድሒኑ ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ብሽም ፋኖ ዝፅዋዕ ፅንፈኛ ጉጅለ ሕቶ ህዝቢ ኣምሓራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕዉትነት ዲፕሎማሲ ፖለቲካ ንዲፕሎማሲ ኢኮኖሚ ሰፊሕ ዕድል ከምዝፈጠረ ተገሊፁ Desta Nov 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕዉትነት ዲፕሎማሲ ዓውዲ ፖለቲካ ንዲፕሎማሲ ኢኮኖሚ ሰፊሕ ዕድል ከምዝፈጠረ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ገሊፁ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ኣለም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 2016 ዓ.ም ተሰማዕነት፣ ፅዕንቶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቅድመ ምድላው ከይዲ ምጉዕዓዝ ዘበናዊ ዱኽዒ ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ Desta Nov 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ቅድመ ምድላው ከይዲ ምጉዕዓዝ ዘበናዊ ዱኽዒ ዝጠመተ ዘተ ምስ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ብርሃኑ ፀጋዬ ኣሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስትር ዴኤታ ግብርና ሶፊያ ካሣ…