ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ኣፈፀምቲ ኣካላት መሊስካ ንምውዳብ ዝቐረበሉ ኣዋቀጅ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣፈፀምቲ ኣካላት መሊስካ ንምውዳብ ዝቐረበሉ ኣዋቀጅ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ።
ብመሰረት እዚ፦
1-ቢሮ ኢንዱስትሪን ልምዓትን
2-ቢሮ ስራሕን ክእለትን
3-ቢሮ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን
4-ቢሮ ፕላንን…