ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘቲዮም Desta Apr 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ኣብ ጉዳይ ሱዳን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘቲዮም። እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ ምስ ሚኒስትይ ጉዳያት ወፃኢ እንግሊዝ፣ ካናዳን ጀርመንን ኣብ እዋናዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሱዳን ዝነበሩ ቻይናውያን ብሓገዝ ኢትዮጵያ ክወፅኡ ብምኽኣሎም ነመስግን – ቻይና Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኢትዮጵያ ኣቢሉ ብዝተገበረ ልዑል ሓገዝ ኣብ ሱዳን ዝነበሩ ብዙሓት ቻይናውያን ብሰላም ካብታ ሃገር ክወፅኡ ከምዝኸኣሉ ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢያን ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፎረም ኢንቨስትመንት ናይ ወፃኢ ኩባንያታት ኣብ ምስሓብ ውፅኢታዊ ከምዝኾነ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዚያ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንሰለስተ መዓልቲታት ዝተኻየደ ፎረም ኢንቨስትመንት ናይ ወፃኢ ኩባንያታት ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ንኽዋፈሩ ዕድል ፈጢሩ ኢዩ ተባሂሉ። ዓቕሚ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንምፍላጥ ንዝሓለፉ ሰለስተ መዓልቲታት…
ቴክኖሎጂ ኣብ ኢትዮጵያ ፋብሪካ ኣውቶቡስ ኤሌክትሪክ ንምጥያሽ ኣብ ምርድዳእ ተበፂሑ Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ-ኢንጂነሪንግ ግሩፕን ማሕበር ኣክሲዮን ምድር ባቡር ሮሊንግ ቻይናን ኣብ ኢትዮጵያ ፋብሪካ ኣውቶቡስ ኤሌክትሪክ ንምፍራይ ዘኽእል ልዝብ ኣካይዶም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ፋብሪካ ኣውቶቡስ ኤሌክትሪክ ንምጥያሽ ኣብ ምርድዳእ በፂሖም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ-ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣይተ ግርማ ሰንበት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክሳለጥ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣይተ ግርማ ሰንበት 22 ሚያዝያ 2015 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ዝተጣየሸ ኮሚቴ ኣፈፃሚ ቀብሪ ገሊፁ። እቲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ÷ ድሌትን ሕቶን ወለዶም መሰረት ብምግባር ኣብ ዝተወለዱሉ ቦታ ዞባ ሰሜን ሸዋ…
ስፓርት ኢትዮጵያ ቡና ንድሬዳዋ ከተማ 4 ን 1 ስዒራ Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ንድሬዳዋ ከተማ 4 ን 1 ስዒራ። ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ንኽትዕወት መስፍን ታፈሰ፣ ሮቤል ተክለሚካኤል፣ ኣንተነህ ተፈራን ኣማኑኤል ዮሃንስን ሸቶታት እንተመዝግቡ ብሕታዊት ሸቶ ጋንታ ድሬዳዋ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፅዕንቶ ለውጢ ንብረት ኣየር ንምንካይ 18 ቢሊየን ዩሮ ተመዲቡ Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ለውጢ ንብረት ኣየር ዘብፀሖ ፅዕንቶ ንምንካይን ዘላቒ ቁጠባዊ ሃፍቲ ንምርግጋፅን 18 ቢሊየን ዩሮ ተመዲቡ። ኮሚሽን ኣውሮፓ ባንኪ ኢንቨስትመንት ኣውሮፓን ዝመደቡዎ ገንዘብ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ እቲ በጀት ንመሓዙት ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓ ንፁህ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ኣባላት ቦርድ ማሕበር ኢትዮጵያውያን ወገኔ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ኣባላት ቦርድ ኣብ ኣሜሪካ ብዝነብራ ደቂ ኣንስትዮ ዝተመስረተ ማሕበር ኢትዮጵያውያን ወገኔ ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ÷ 23 ዓመት ዘቑፀረ እቲ ማሕበር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ፀገም ዝርከቡ ስድራቤታት ብምሕጋዝን…
ቢዝነስ ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ባህሪ ኢትዮጵያ ልዕሊ 32 ቢሊየን ብር ኣታዊ ኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ልዕሊ 32 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ባህሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካ በሪሶ ኣመሎ (ዶ/ር)÷ ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ብፍላይ ኣገልግሎት ኣብ ምስፋሕን ተበፃሕነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ምትሕብባር ዘፈር ቴክኒክና ሞያን ቻይና-ኣፍሪካ ትሳተፍ ኣላ Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኸ መድረኽ ምትሕብባርን ዕቤትን ዘፈር ቴክኒክና ሞያን ቻይና-ኣፍሪካ ኣብ ቻይና ከተማ ቤጂንግ ይካየድ ኣሎ። እቲ መድረኽ÷ ቻይና ኣብቲ ዓውዲ ዘለዋ ዕዙዝ ተሞክሮ ንሃገራት ኣፍሪካ ተካፍለሉን ኣብ ማዕቐፍ ምትሕብባር ጭቡጥ ማሕለኻታት እቲ ዓውዲ…