ዋግኡ ልዕሊ 40 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲታት ሕክምና ንሓፈሻዊ ሆስፒታል ስሑል ሽረ ብሓገዝ ተበርኪቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋግኡ ልዕሊ 40 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲታት ሕክምና ንሓፈሻዊ ሆስፒታል ስሑል ሽረ ብሓገዝ ተበርኪቱ።
እቲ ሓገዝ ብስሑል ቻሪቲ ዝተገበረ እንትኸውን፥ ተወካሊት ማሕበር ገባሪ ሰናይ ሆስፒታል ስሑል ወ/ሮ የሻምባ መኮነንን ተወከልቲ እቲ ቻሪቲ ናብቲ…