Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

January 2024

ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ካብ መሸጣ መፅሓፍ ’የመደመር ትውልድ’ ዝህነፅ ሙዚየም ስራሕ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ስራሕ ዝኾነ መፅሓፍ ’የመደመር ትውልድ’ ብምሻጥ ዝህነፅ “ሙዚዬም ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ” ስራሕቲ ህንፀት ከምዝተጀመረ መንግስቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ፡፡ ህንፀቱ ኣብ 18 ኣዋርሕ ክዛዘም ገደብ መዓልቲ…

ንተመዛበልቲ ውሽጢ ዓዲ ደገፍ ምግባር ዘኽእል ፕሮጀክት 2 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ዕላዊ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓን መዳርግቲ ሃገራትን ንተመዛበልቲ ውሽጢ ዓዲ ደገፍ ምግባር ዘኽእል ፕሮጀክት 2 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ዕላዊ ገይረን። እቲ ፕሮጀክት ኣብ ክልል ትግራይ፣ ዓፋር፣ ቤኒሻንጉል ጉምዝን ኣምሓራን ብዝተፈላለዩ ምኽኒያታት ንዝተመዛበሉ ዜጋታትን…

ልምዓት ዳታ ንህንፀት ዲጂታል ኢኮኖሚ ቁልፊ መሳርሒ ብምዃኑ ብምትሕብባር ክስራሕ ይግባእ-በለጠ ሞላ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልምዓት ዳታ ንህንፀት ዲጂታል ኢኮኖሚ ቁልፊ መሳርሒ ብምዃኑ ብምትሕብባርን ብምርብራብን ክስራሐሉ ዝግባእ ገዚፍ ሃፍቲ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ልምዓትን ምምሕዳርን ረቂቕ መምርሒ ዳታ…

እንትንውረር ድምፆም ዘይተሰምዐ ዘላቒ ረብሓና ንምርግጋፅ ሓቂ መሰረት ብምግባር እንትንብገስ ዋዕዋዕን ፅዕንቶን ብዙሕ ኢዩ-ኣይተ ደመቀ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እንትንውረር ድምፆም ዘይተሰምዐ ዘላቒ ረብሓና ንምርግጋፅ ሓቂ መሰረት ብምግባር እንትንብገስ ዋዕዋዕን ፅዕንቶን ብዙሕ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ፥ ኣብ መኽፈቲ ስነስርዓት…

ኣባላት ፈፀምቲ ስራሕ ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ግድብ ህዳሰ ዑደት ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ፈፀምቲ ስራሕ ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይደን። ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ ዝሳለጥ ዘሎ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ፈረቓ ዓመት ይቕፅል ኣሎ። ሎሚ ኣባላት ፈፀምቲ ስራሕ ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ…

መኽፈቲ ስነ ሰርዓት ኤግዚብሽን ሰሙን ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሳይንስ ሙዚየም መኽፈቲ ስነ ሰርዓት ኤግዚብሽን ሰሙን ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ተሳሊጡ። ኣብቲ ስነስርዓት ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን፣ ምክትል ፕሬዚዳንት ውድብ ብልፅግና…

ህዝቢ ትግራይ ገጢምዎ ካብ ዘሎ ኩለመደያዊ ሓደጋ ንክወፅእ ሐዚ እውን ዝተዋደደ ርብርብ የድሊ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ትግራይ ገጢምዎ ካብ ዘሎ ኩለመደያዊ ሓደጋ ንክወፅእ ሐዚ እውን ዝተዋደደ ርብርብ የድሊ  ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ኣይተ ጌታቸው ብሚኒስትራት ፌዴራል ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ሉኡኽ መንግስቲ…

ኣብ ቻይና ስልጠና ሓለዋ ድሕንነት ዝወሰዱ ኦፊሰራት ፖሊስ ኣቀባብላ ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ ዩንቨርስቲ ድሕንነት ህዝቢ ቻይና ስልጠና ሓለዋ ድሕንነት ቪ ኣይ ፒ ብምውሳድ ዝተመለሱ 72 ኦፊሰራት ፖሊስ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። ኮሚሽነር ጀኔራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገብረሚካኤል፥ እቲ ስልጠና…

ኣብ ትግራይ ብ2 ቢሊየን ብር ፕሮጀክት ምምሕያሽ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ብ2 ቢሊየን ብር ፕሮጀክት ምምሕያሽ ሓይሊ ኤሌክትሪክ የሳልጥ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ኣብበ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ሓላፊ ኣገለግሎት ኮሚኒኬሽን ኤሌክትሪክ ግርማይ ግደይ፥ ብሰንኪ ምውዳቕ ዓምድታት ዕንፀይቲን…

ኣብ ትግራይ ወፍሪ ክታበት ሕማም ኮሌራ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ወፍሪ ክታበት ሕማም ኮሌራ ተጀሚሩ። እቲ ክትባት፥ ኢንስቲትዮት ምርምር ጥዕና ኢትዮጵያ፣ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ምምሕዳር ዞባ ደቡብን ብሓባር ብምዃን ኣጀሚረምዎ። ብተወሳኺ ነበርትን መራሕቲ ሃይማኖትን…