ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣብያተ ፍርዲ ዘለው ፀገማት ንምፍታሕ ይስራሕ ከምዘሎ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ትግራይ ገሊፁ Desta Jan 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣብያተ ፍርዲ ዘለው ፀገማት ንምፍታሕ ይስራሕ ከምዘሎ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ገሊፁ። ኣብተን ኣብያተ ፍርዲ ዘለው ፀገማት ብምንፃር መፍትሒ ንምቕማጥ ዓሊሙ ኣብ ከተማታት መቐለ፣ ውቕሮ፣ ሽረን ኣኽሱም ን1 ሺሕን 720 ሲቪል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ እትረኽበሉ ሰነድ ስምምዕነት ምኽታማ ዲፕሎማሲያዊ ዓወት ምዃኑ ተገሊፁ Desta Jan 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ እትረኽበሉ ሰነድ ስምምዕነት ምኽታማ ዲፕሎማሲያዊ ዓወት ምዃኑ ሰርቫይቭ ዘ ኒውስ ገሊፁ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን(ዶ/ር) ፕሬዚዳንት ሶማሌላንድ ሙሴ ቢሂ ኣብዲን ሰነድ ስምምዕነት ምትሕብባርን ሽርክናን ምኽታሞም ይዝከር።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ጫፎን ኣፈ-ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገርን ኣብ ሓበራዊ መድረኽ ሃገር ለኸ መውፃእቲ ሕጊ ንምስታፍ ናብ ድሬዳዋ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ኣብ ዝጅመር ሓበራዊ መድረኽ ሃገር ለኸ መውፃእቲ ሕጊ ንምስታፍ ኣፈ-ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎን ኣፈ-ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገርን ናብ ከተማ ድሬዳዋ ኣቲዮም። ሃገር ለኸ መድረኽ መውፃእቲ ሕጊ ፅባሕ ኣብ ከተማ…
ቢዝነስ ባህላዊ መዝሐሊ ማይ “ኣልብሪክ” ኣብ ዓለም ለኸ ምድብ ምዝገባ ምልክት ንግዲ ምስክር ወረቐት ረኺቡ Gebremariam Weldegerima Jan 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባህላዊ መዝሐሊ ማይ ዝኾነ ውፅኢት ኢደ ጥበብ “ኣልብሪክ” ኣብ ዓለም ለኸ ምድብ ምልክት ንግዲ (ብራንድ) ምዝገባ ምስክር ወረቐት ምርካቡ ሓላፊት ቢሮ ባሕሊን ቱሪዝምን ክልል ቤኒሻንጉል ምስኪያ ኣብደላ ኣፍሊጠን፡፡ ነዚ ስዒቡ ድማ እተን ሓላፊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣፍ ደገ ባሕሪ ትረኽበሉ ሰነድ ስምምዕነት ብምፍራሙ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር መልእኽቲ ሓጎስ ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Jan 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣፍ ደገ ባሕሪ ትረኽበሉ ሰነድ ስምምዕነት ብምፍራሙ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር መልእኽቲ ሓጎስ ኣመሓላሊፉ። ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር እቲ ሰነድ ስምምዕነት ምፍራሙ ኣመልኪቱ ስነ-ስርዓት መግለፂ ሓጎስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ለኸ ጥምረት ፎረም ሰላም ተጣይሹ Gebremariam Weldegerima Jan 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ህንፀት ሰላምን ብሄራዊ ምርድዳእን ውፅኢታዊ ምህባር ዘኽእል ዝተባህለሉ ''ሃገር ለኸ ጥምረት ፎረም ሰላም” ተጣይሹ። እቲ ጥምረት ንምምስራት ዝተሰናደአ መድረኽ ኣብ ከተማ ኣዳማ ዝተኻየደ እንትኸውን፥ ኣብቲ መድረኽ ድማ ካብ ዝተፈላለያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ካብ ሶማሊላንድ ኣፍ ደገ ባሕሪ ትረኽበሉ ሰነድ ስምምዕነት ኣመልኪቱ ዓለም ለኸ ሚዲያታት እንታይ በላ? Gebremariam Weldegerima Jan 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ትማሊ በሪ ባሕሪ ትረኽበሉ ስምምዕነት ምስ ሶማሊላንድ ምፍርራማ ስዒቡ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ እቲ ስምምዕነትን ሕቶ በሪ ባሕሪን ዝምልከቱ ሓበሬታታት ኣጋዊሐን ኢየን፡፡ ብተመሳሳሊ ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ እውን እቲ ስምምዕነት ዝምልከቱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣቦታት ሃይማኖት እቶት ውሽጢ ሃገር ንምድንፋዕ ዕዙዝ ግደ ከምዘለዎም ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦታት ሃይማኖት እቶት ውሽጢ ሃገር ንምድንፋዕ ዕዙዝ ግደ ከምዘለዎም ሚኒስቴር እቶት ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ምስ ኣቦታት ሃይማኖት መድረኽ ምኽክር የካይድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሚኒስትር እቶት ወ/ሮ ኣይናለም ንጉሴ ኣብ ዝገበረኦ መደረ፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ መርሃ ግብሪ ምምሕዳር ዝተዋደደ ሃፍቲ ማይ ዝጠመተ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jan 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ መርሃ ግብሪ ምምሕዳር ዝተዋደደ ሃፍቲ ማይ ዝጠመተ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ሓለፍቲ ቢሮ ማይን ኢነርጂን ክልላትን ሓለፍቲ ስራሕ ምምሕዳር ሃፍቲማይን ይሳተፉ ኣለዉ። ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ጃፓን ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ 30 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Desta Jan 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጃፓን ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ 30 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። ኣስታት 1 ሺሕ ዝኾኑ ሰራሕተኛታት ህይወት ኣድሕን በቲ ፍርስራስ ዝተፀቐጡ ሰበት በህይወት ናይ ምድሓን ስራሕ ይሰርሑ ኣለዉ ተባሂሉ። ቀዳማይ ሚኒስትር ጃፓን ፉሚዮ ኪሺዳ እቲ…